ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ርክብ መንግስታት ፌዴራልን ክልላትን ትካላዊ ንምግባር ማዕቐፍ ሕጊታት እናሰናድአ ከምዝኾነ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ርክብ መንግስታት ፌዴራልን ክልላትን ትካላዊ ንምግባር ማዕቐፍ ሕጊታት እናሰናድአ ከምዝኾነ ገሊፁ።
ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ፎረም ኦፍ ፌዴሬሽን ብምትሕብባር ኣብ ርክብ መንግስታት ፌዴራልን ክልላትን ዘሎ ርክብ ቀፀልቲ ኣንፈታት…