ፀላእትና ብዘዳለዉልና መገዲ ክንጓዓዝ ኣይግባእን ብናይ ባዕልና መገዲ ክንጓዓዝ ይግባእ – ቀ/ሚ ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፀላእትና ብዘዳለዉልና መገዲ ክንጓዓዝ ኣይግባእን ብናይ ባዕልና መገዲ ክንጓዓዝ ይግባእ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀሪቦም ካብ ኣባላት እቲ ባይቶ ዝቐረቡሎም ሕቶታት…