ኣብ ፀሊም ዕዳጋ ዝተዋፈሩ ኣካላት ተሓተትቲ ዝገብር ኣሰራርሓ ምዝርግሑ ብሄራዊ ባንኪ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፀሊም ዕዳጋ ዝተዋፈሩ ኣካላት ምስ ኣካላት ፍትሒ ብምትሕብባር ተሓተትቲ ዝገብር ኣሰራርሓ ከምዝተዘርገሐ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ፕላን፣ በጀትን ፋይናንስን ምስ ኣመራርሓትት ብሄራዊ ባንኪ…