በዓል መዚ ማይን ፈሳሲን ኣዲስ ኣበባ ኣብ ውሽጢ 5 ኣዋርሕ ልዕሊ 741 ነጥቢ ሚሊየን ብር ኣታዊ ኣኪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ ማይን ፈሳሲን ኣዲስ ኣበባ ኣብ ውሽጢ 5 ኣዋርሕ ልዕሊ 741 ነጥቢ ሚሊየን ብር ኣታዊ ከምዝኣከበ ገሊፁ።
እቲ በዓል መዚ ኣብ ዝሓለፉ 5 ኣዋርሕ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ም 776 ሚሊየን 350 ሺሕን 677 ብር ኣታዊ ንምእካብ ተሊሙ…