ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንተመዛበልቲ ዝኸውን ልዕሊ 5 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ዓይነት ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Dec 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ሸዋሮቢት ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ዝኸውን ልዕሊ 5 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ዓይነት ተገይሩ። ኣብ ሚኒስቴር እቶት ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ልዑል ከፈልቲ ግብሪ ካብ ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓን ከምኡ እውን ካብ ትካላት ዘተኣኻኸቦ ልዕሊ 5 ሚሊየን ብር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፍሪካ ኣብ ቤት ምኽሪ ፀፅታ ቀዋሚ መቐመጢ ንኽልዋ ዝተጀመረ ምንቅስቓስ ኣፍሪካውያንንኽፅምበሩ ተሓቲቱ Gebremariam Weldegerima Dec 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካ ኣብ ቤት ምኽሪ ፀፅታ ቀዋሚ መቐመጢ ንኽልዋ ዝተጀመረ ምንቅስቓስ ናፅነት፣ ማዕርነትን ፍትሓዊነትን ካልኦት ኣፍሪካውያን ክፅምበሩ ከምዝግባእ ኣብ ኣሜሪካ ስቶኒብሩክ ዝርከብ ዩኒፈርሲቲ ኒውዮርክ መምህር ፖለቲካ ኣፍሪካን ተመራማሪን ዶክተር ሽመልስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ፎረም ሳይንትፊክ ዲፕሎማሲ ኢትዮ-ፓኪሰታን” ክጣየሽ እዩ Gebremariam Weldegerima Dec 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) “ፎረም ሳይንትፊክ ዲፕሎማሲ ኢትዮ-ፓኪሰታን” ከምዝጣየሽ ተገሊፁ፡፡ እቲ ፎረም ኢትዮጵያን ፓኪስታንን ኣብ ጉዳይ ሳይንቲፊክ ዲፕሎማሲ ዘለወን ልምዲ ንክለዋወጣን ብሓደ ንክሰርሓን ዘኽእል ምኻኑ ተሓቢሩ። ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዶክተር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉጅለ ግበረ ራዕዳውያን ኣብ ኣመሓድራ ዞባታት ብሄረ ሰብ ኦሮሞ ንብረት መንግስትን ነብሰ ወከፍን ከምዝዘረፉ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Dec 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ግበረ ራዕዳውያን ኣብ ኣመሓድራ ዞባታት ብሄረ ሰብ ኦሮሞ ንብረት መንግስትን ውልቀን ከምዝዘረፉ ተገሊፁ። ግበረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ንማሕበረሰብ እቲ ከባቢ ግልጋሎት ዝህቡ ብርክት ዝበሉ ትካላት መንግስትን ውልቀን ከምዝዘረፉን ዘይከኣሉዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተዋደደ ልምዓ ፓርክታት ኣግሮ ኢንዱስትሪ ንምጥንኻር ዘኽእል ናይ 2 ሚሊየን ዩሮ ፕሮጀክት ስምምዕነት ተፈሪሙ Gebremariam Weldegerima Dec 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚነስቴር ኢንዱስትሪ ምስ ትካል ልምዓት ኢንዱስትሪ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኢትዮጵያ ዘላቒ ልምዓት ፓርክታት ኣግሮ ኢንዱስትሪ ንምጥንኻር ዘኽእል ስምምዕነት ተፈራሪሙ። ሚኒስትር ዲኤታ ኢንዱስትሪ ኣይተ ሺሰማ ገብረስላሴ፥ እቲ ስምምዕነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 89 ሺሕ ዶላር ዘውፅኡ 17 ቬንትሌተራት ንሚኒስቴር ጥዕና ተበርኪቶም Gebremariam Weldegerima Dec 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ሓይሊ ቦስተን ምስ ጋንታ ስፖርት የኢትዮጵያውያን ቦስተን ብምትሕብባር 89 ሺሕ ዶላር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም 17 ቬንትሌተራት ንሚኒስቴር ጥዕና ሓገዝ ገይሩ። እቲ ጋንታ ንኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ዘረከቦም ቬንትሌተራት ናብ ሚኒስቴር ጥዕና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ንምድሓን ኣድላዪ መስዋእቲ ክንከፍል ኢና – ኣምባሳደር ሄኖክ ተፈራ Gebremariam Weldegerima Dec 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንምድሓን ኣድላዪ መስዋእቲ ክንከፍል ኢና ክብሉ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ፈረንሳይ ኣምባሳደር ሄኖክ ተፈራ። ኣምባሳደር ሄኖክ ተፈራ ምስ ሬዲዮ ፈረንሳይ ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራዊ ጉዳያት ኣድሂቦም ፃንሒት ገይሮም። ኣብ ፃንሒቶም ድማ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ጣቢያ መጋውሒ ፋና ኤፍኤም ደሴ ሰፊሕ ዕንወትን ዘረፋን ፈፂሙ Gebremariam Weldegerima Dec 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ጣቢያ መጋውሒ ፋና ኤፍኤም ደሴ ሰፊሕ ዕንወትን ዘረፋን ከምዝፈፀመ ተገሊፁ። ኣብ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት መካየዲ ስራሕ ፋና ኤፍ ኤም ደሴ ኣይተ ዘሩ ከፈለኝ ከምዝገለፁዎ፥ ግበረ ራዕዲን ወራሪን ህወሓት ነታ ከተማ ብወራር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዲያስፖራ ናብ ሃገሩ ንምምፃእ ልዑል ተበግሶ እናርኣየ ይርከብ Gebremariam Weldegerima Dec 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፃውዒት ቀዳማይ ሚኒስተር ስዒቡ ዲያስፖራ ናብ ሃገሮም ንምምላስ ልዑል ተበግሶ እናርኣዩ ምህላዎም ኤጀንሲ ዲያስፖራ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ደገ ዝነብሩ ሓደ ሚልየን ኢትዮጵያውያንን ትውልደ -ኢትዮጵያውያንን ንዝመፅእ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ቢዝነስ ግሩፕ ኤም ኤስ ኤ 900 ሚሊየን ዝግመት ዕንወት ኣብፂሑ Gebremariam Weldegerima Dec 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ፍርያት ዘይቲ ናብ ወፃኢ ብምልኣኽ ልዑል ሸርፊ ወፃኢ ዘምፅእ ቢዝነስ ግሩፕ ኤም ኤስ ኤ 900 ሚሊየን ዝግመት ዕንወት ምብፅሑ ተገሊፁ። ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ትካል ኣይተ ታምራት ሞላ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ፥…