Fana: At a Speed of Life!

በዓል መዚ ማይን ፈሳሲን ኣዲስ ኣበባ ኣብ ውሽጢ 5 ኣዋርሕ ልዕሊ 741 ነጥቢ ሚሊየን ብር ኣታዊ ኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ ማይን ፈሳሲን ኣዲስ ኣበባ ኣብ ውሽጢ 5 ኣዋርሕ ልዕሊ 741 ነጥቢ ሚሊየን ብር ኣታዊ ከምዝኣከበ ገሊፁ። እቲ በዓል መዚ ኣብ ዝሓለፉ 5 ኣዋርሕ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ም 776 ሚሊየን 350 ሺሕን 677 ብር ኣታዊ  ንምእካብ ተሊሙ…

ኣብ ዝተፈላለዩ ዞባታት ክልል ደቡብ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን ዘብፅሖ መጥቃዕቲ ዝኹንኑ ሰልፍታት ተኻይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ዞባታት ጉራጌ፣ ስልጤ፣ ከምባታን ጠምባሮን ኢዮም ”ሰላም ይዕሰል፤ ኣብ ህፃናትን ደቂ ኣንስትዮን ዝፍፀም ጥቕዓት ደው ይበል" ብዝብል መሪሕ ቃል ንግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝኹንኑ ናይ ደቂ ኣንስትዮ ሰልፍታት ተኻይዶም፡፡ እቲ መጥቃዕቲ…

ደቡብ ኣፍሪካ ልዑል ቁፅሪ ሕሙማት ቫይረስ ኮሮና ኣመዝጊባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ደቡብ ኣፍሪካ ኣብ ውሽጢ 24 ሰዓት ልዑል ቁፅሪ ሕሙማት ቫይረስ ኮሮና ከምዘመዝገበት ተሓቢሩ። ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ብዝተገበረ ምርመራ፥ 13 ሺሕን 992 ሓደሽቲ ሕሙማት ኮቪድ-19 ከምዘመዝገበት ዝተገለፀ እንትኸውን፥ ብሓፈሻ…

ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ህፁፅ ጉባኤ የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ 1ይ ዓመት 7ይ ህፁፅ ጉባኤኡ የካይድ ኣሎ። እቲ ህፁፅ ጉባኤ መጣየሺ ኢንስቲትዩት ፕላን ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ፣ መፅቒ ውዳበኣዊ ፕላን እቲ ምምሕዳር፣ ኣፈፀምቲ ምምሕዳር ድሬዳዋን ኣካላት ኣገልግሎት መሰናድኢን ከም…

ኣብ ካሳጊታ ብኸቢድ መሳርሒ ኵናት ተወቂዖም ዝነበሩ  ፓሎታት ኤሌክትሪክ  ናይ መሊስካ ምትካል ስራሕቲ  ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካሳጊታ ብኸቢድ መሳርሒ ኵናት ዝወደቑ ፓሎታት ኤሌክትሪክ ናይ  ምትካል ስራሕቲ ከምዝተዛዘመ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ብጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝዓነው መሰረተ ልምዓት ኤሌክትሪክ ብምፅጋን መሊሶም ኣብ ስራሕቲ ንምውዓል ዝግበር ዘሎ…

እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣብ ከተማ ኮምቦልቻ ዝርከቡ ፋብሪካታት ፍርያታትን እታወታትን ዘሪፉ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ከተማ ኮምቦልቻ ዝርከቡ ፋብሪካታት ፍርያታትን እታወታትን ከምዝዘረፈ ተገሊፁ። ጉጅለ ጋዜጠኛታት ኣብ ከተማ ኮምቦልቻ በቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ዝዓነዉን ዝተዘረፉን ፋብሪካታት ተዓዚቡ። ኣብ ከተማ ኮምቦልቫ 200 ናይ…

ዶ/ር ወርቅነህ ገበየሁ ምስ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ዶክተር ወርቅነህ ገበየው ምስ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ክልል ሶማሌ ቅድሚ ሕዚ ዘይምርግጋእ ዝረአየሉ ክልል ከምዝነበረ ዶክተር…

ኢትዮጵያውያን ዘጋጠመ ፀገም ኩሉ ተቓሊስና እንስዕር ህዝብታት ምዃንና ሎሚ እውን ብተግባር ኣረጋጊፅና – ኣይተ እርስቱ ይርዳው

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣብ ጉዳይ ሃገሮም ዘይደራደሩን ዘጋጠመ ፀገም ኩሉ ተቓሊሶም ዝስዕሩ ህዝብታት ምዃኖምን ሎሚ እውን ብተግባር ኣረጋጊፆም ኢዮም ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ  ኣይተ እርስቱ ይርዳው ገሊፆም፡፡ ላዕለዎት ኣመራርሓ እቲ ክልል ኣብ…

ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝበፅሑ ሓደጋታት ንምፅዋርን ምላሽ ንመሃብን ዘኽእል ምድላው ተዛዚሙ ኢዩ – ኣይተ ደመቀ መኮንን

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኣብ ወራሪ ፀላኢ እናወሰዶ ምስ ዝርከብ ዝተጠናኸረ ናይ መጥቃዕቲ  ስጉምቲ ጎና ጎድኒ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝበፅሑ ሓደጋታት ንምፅዋርን ምላሽ ንመሃብን ዘኽእል ምድላው ከምዝተዛዘመ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ…

ኢትዮጵያ ኣሰናዳኢነት መበል 17 ጉባኤ ምሕደራ ኢንተርኔት ካብ ፖላንድ ብዕሊ ተረኪባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣሰናደእነት ፖላንድ ክካየድ ዝፀንሐ መበል 16 ጉባኤ ምሕደራ ኢንተርኔት ተዛዚሙ፡፡ ኣብ መዛዘሚ እቲ ጉባኤ ኣብ 2015 ዓ.ም ዝካየድ መበል 17 ጉባኤ ምሕደራ ኢንተርኔት ንምስንዳእ ኢትዮጵያ ካብ ፖላንድ ብዕሊ ተረኪባ ኣላ፡፡ ሚኒስተር ዲኤታ…