እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ካብ ኤጀንሲ ኣቕራቢ መድሓኒት ኢትዮጵያ ጨንፈር ደሴ ልዕሊ 2 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ዝግመት ንብረት ዘረፋን ዕንወትን ምብፅሑ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ካብ ኤጀንሲ ኣቕራቢ መድሓኒት ኢትዮጵያ ጨንፈር ደሴ ልዕሊ 2 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ዝግመት ንብረት ዘረፋን ዕንወትን ምብፅሑ እቲ ኤጀንሲ ገሊፁ።
ኣብ ክልል ኣምሓራ ካብ ዝርከቡ ሰለስተ ዓበይቲ ጨንፈራት እቲ ኤጀንሲ ሓደ…