Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዝሓለፉ 3 ዓመታት ካብ ዳያስፖራ 9 ቢሊየን ዶላር ዝኸውን ሸርፊ ወፃኢ ናብ ውሽጢ ሃገር ተላኹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 3 ዓመታት ካብ ማሕበረሰብ ዳያስፖራ 9 ቢሊየን ዶላር ዝኸውን ሸርፊ ወፃኢ ናብ ውሽጢ ሃገር ከምዝተለኣኸ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ፥ ዳያስፖራ እናካየዶ ዝርከብ ፐብሊክ…

ዳያስፖረኘታት መገልገሊ ውልቀ ኣቑሑት ሒዞም ምእታው ከምዝኽእሉ ኮሚሽን ጉምሩክ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ገና ንምብዓል ናብ ውሽጢ ሃገር ዝኣትው ዳያስፖረኛታት መገልገሊ ውልቀ ኣቑሑት ሒዞም ምእታው ከምዝኽእሉ ኮሚሽን ጉምሩክ ኣፍሊጡ። ኮሚሽነር ኮሚሽን ጉሙሩክ ደበሌ ቃበታ ሎሚ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ወፃኢ…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ደረቕ ወደብ ኮምቦልቻ ከምዘዕነወ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ኮምቦልቻ ዝርከብ ደረቕ ወደብ ሙሉእ ብሙሉእ ብዝበሃል ደረጃ ዘረፋን ዕንወትን ከምዘብፀሐሉ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ባሕሪን ሎጂስቲክስን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ተርሚናል ደረቕ ወደብ ኮምቦልቻ ልዕሊ 251 ንብረት ዓማዊል ዝሓዙ…

ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተዘዋወሩ ዝነበሩ ልዕሊ 2 ሺሕ ጠያይቲ ክላሽንኮቭን 68 ሽጉጣትን ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ፖሊስ ኣዲስ ኣበባን ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ብሓባር ብዝሰርሑዎ ዝተዋደደ ስራሕ ኣብ ውሽጢ ኣካል ተሸከርካሪት ብሕቡእ ዝተዳለወ ቦታ ተፃዒኖም ብዘይሕጋዊ መገዲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝኣትዉ ልዕሊ 2 ሺሕ ጠያይቲ ክላሽንኮቭን ጠበንጃን 68…

ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ድሕንነት ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ድሕንትን ፀፅታን ኣድሂቡ ተዛቲዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ድሕንነት ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ድሕንትን ፀፅታን ኣድሂቡ ተዛቲዩ። ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ከምዝሓበሮ፥ እቲ ቤት ምኽሪ ልዝብ ብምክያድ ቀፀልቲ ኣንፈታት ኣቐሚጡ ኢዩ። ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ! ናብ ግንባር…

ብግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ጉድኣት ዝበፅሖም ከተማታት ናብ ምንቅስቓስ ክኣትዉ ምግባር የድሊ – ሓለፍቲ ቢሮ ገንዘብ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ጉድኣት ዝበፅሖም ከተማታት ናብ ምንቅስቓስ ክኣትዉ ምግባር ከምዝግባእ ሓለፍቲ ቢሮ ገንዘብ ክልላት ኦሮሚያን ኣምሓራን ገሊፆም። ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት ዝገበሩ ሓላፊ ቢሮ ገንዘብ ክልል ኣምሓራ…

ኣብ ክልል ኣምሓራ ብህወሓት ዝዓነዉ ኣቢያተ ትምህርቲ መሊስካ ስራሕ ንምጅማር ልዕሊ 11 ቢሊየን ብር ከምዘድሊ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ብህወሓት ዝዓነዉ ካብ 4 ሺሕ ዝበልፁ ትካላት ትምህርቲ መሊስካ ስራሕ ንምጅማር ልዕሊ 11 ቢሊየን ብር ከምዘድሊ ተገሊፁ። ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብቲ ክልል ዘዕነዎም ትካላት ምህርቲ መሊስካ ንምህናፅ ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ዘድሃበ…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ጭናን ቆቦን ንንፁሃን ወገናት ብጅምላ ምጨፍጫፉ  ሂዩማን ራይትስ ዎች ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ወሪሩ ሒዝዎም ዝነበረ ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝርከቡ ከባቢታት ጭናን ቆቦን ዝርከቡ ንፁሃን ወገናት ብጅምላ ምጨፍጫፉ  ሂዩማን ራይትስ ዎች ገሊፁ። እቲ ትካል ትማሊ ኣብ ዘውፀኦ ሪፖርት÷ዕጡቓት እቲ ግብረ ራዕዲ ከም ኣቆፃፅራ…

ብሄራዊ ክልል ደቡብ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ 52 ነጥቢ 8 ሚሊየን ብር ሓገዝ ዓይነት ኣረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ህዝብታት ደቡብ፤ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ 52 ነጥቢ 8 ሚሊየን ብር ዓይነት ድጋፍ ኣረኪቡ፡፡ እቲ ክልል ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዘዳለዎ ድጋፍ÷ ሚኒስትር ዴኤታ ምክልኻል ሃገር ማርታ ሉዊጅ ኣብ ዝተረኸባሉ ኣረኪቡ፡፡…

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ረቂቕ ኣዋጅ መጣየሺ ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ኢትዮጵያ ተዛቲዩ ውሳነ ኣሕሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ ካልኣይ ስሩዕ ኣኼበቡኡ ኣብ ረቂቕ ኣዋጅ መጣየሺ ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ኢትዮጵያ ኣድሂቡ ብምዝታይ ውሳነ ኣሕሊፉ። መንግስቲ ኣብ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ተቐባልነት ረኺቡ እንትምረፅ ቃል ካብ ሞንጎ…