Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኢትዮጵያ ዝምዘዙ ኣጀንዳታት ብብቕዓት ምምኻት ጠመተ ክውሃቦ ይግባእ – ለገሠ ቱሉ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኢትዮጵያን ብሄራዊ ረብሓታትን ዝምዘዙ ኣጀንዳታት ብብቕዓት ምምኻት ጠመተ ክውሃቦ ከምዝግባእ ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ኣገንዚቦም፡፡ ኣመራርሓታትን ሰራሕተኛታትን እቲ ግልጋሎት” ማእኸላይ ዘበን” ብዝብል ርእሲ…

ውህደት ኢኮኖሚያዊ ኣፍሪካ ንምቅልጣፍ ተሳትፎ ደቂ ኣንስትዮ ዝበለፀ ምዕባይ ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ውህደት ኢኮኖሚያዊ ኣፍሪካ ንምቅልጣፍ ተሳትፎ ደቂ ኣንስትዮ ዝበለፀ ምዕባይ ከምዝግባእ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም፡፡ 6ይ ሓበራዊ ዕዳጋ ምብራቕን ደቡብን ኣፍሪካ (ኮሜሳ) ደቂ ኣንስትዮ ፈጠርቲ ስራሕ ምርኢትን ኮንፈረስን…

ተረፍ ፀወታታት መበል 28 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ናይ ሜዳን ሰዓትን ለውጢ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ሃዋሳ እናወቕዐ ብዝርከብ ከቢድ ዝናብ ምኽንያት መበል 28 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ተረፍ ፀወታታት ለውጢ መፃወቲ ሜዳን ሰዓትን ከምዝተገበረ ኮሚቴ ውድድርን ስነ ስርዓትን ኣፍሊጡ። እቶም ፀዋታታት ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ…

ኢትዮጵያ ፓኪስታንን ሃገራት ኣፍሪካን ምትእስሳር ንግዲ ንምጥንኻር ጉባኤ ከምተኣናግድ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ሞንጎ ፓኪስታንን ሃገራት ኣፍሪካን ዘሎ ምሕዝነት ኢኮኖሚ ምትእስሳር ንግድን ንምጥንኻር ዝዓለመ ጉባኤ ከምተተኣናግድ ተገሊፁ፡፡ 5ይ ጉባኤ ንግዲ ፓኪስታን- ኣፍሪካን ካብ ቀፃሊ 7 ክሳብ 9 ግንቦት 2017 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ…

6ይ ምርኢት ንግዲን ኮንፍረንስ ደቂ ኣንስትዮ ፈጠርቲ ስራሕ ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)21 ኣባል ሃገራት ሓበራዊ ዕዳጋ ምብራቕን ደቡባዊን ኣፍሪካ  (ኮሜሳ) ዝሳተፋሉ ሻድሻይ ምርኢት ንግዲን ኮንፍረንስ ደቂ ኣንስትዮ ፈጠርቲ ስራሕ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኸፊቱ፡፡ እቲ ምርኢት ንግዲ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ፣ ሚኒስትር…

ልዕሊ 4 ሺሕ ኪሎ ግራም ፍርያት ወርቂ ናብ ብሄራዊ ባንኪ ኣታዊ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ 4 ሺሕን 254 ኪሎ ግራም ፍርያት ወርቂ ናብ ሃገራዊ ባንኪ ኣታዊ ምግባሩ ኤጀንሲ መዓድን ክልል ጋምቤላ ኣፍሊጡ። 1 ሺሕን 850 ኪሎ ግራም ወርቂ ናብ ብሄራዊ ባንኪ ኣታዊ ንምግባር ተሊሙ ከምዝነበረ ምክትል…

ኣብ ክልል ትግራይ ተበፃሕነት ሓይሊ ንምዕባይ ስራሕቲ ምስፍሕፋይ ይውገን ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ሪጅን መቐለ እናዓበየ ዝመፅአ ጠለብ ሓይሊ ንምትእንጋድ ዘኽእል መሰረተ ልምዓት ኤሌክትሪክ ስራሕቲ ምስፍሕፋሕ እናወገነ ከምዝኾነ ኣፍሊጡ፡፡ ኣብ ዝሓፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ እቲ በጀት ዓመት 175 ነጥቢ 92 ኪሎ…

ፒኤስጂ ወይስ ኣርሰናል? ኣብ ሙኒክ ንዝካየድ ፍፃመ ….

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፀወታ መልሲ ፍርቂ ፍፃመ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ፒኤስጂ ኣብ ሜዳኣ ፓርክ ደ ፕሪንስ ሎሚ ምሸት ሰዓት 4 ንኣርሰናል ክተተኣናግድ ኢያ። ናይ ሎሚ መዓልቲ ተናሓናሕቲ ፍርቂ ፍፃመ ጋንታታት ኣብ ታሪኸን ፅዋዕ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ተዓዊተን…

ሞያዊ ብቕዓት ምዘና መረጋገፂ ዘይሓዘ ኣሸከርካሪ ምሽክርካር ኣይኽኣልን – ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ካብ ዝተትሓዘ ዓመት ጀሚሩ ብብርኪ ሃገር ኣብዚ ዓመት ሞያዊ ብቕዓት ምዘና መረጋገፂ ኣሽከርከርቲ ከምዝጅምር ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ብቕዓት ምዘና ምውሃብ ዘድለየ 83 ሚኢታዊ ኣብታ ሃገር እናበፅሐ ዝርከብ ሓደጋ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ንሓዱሽ መራሄ መንግስቲ ጀርመን ናይ እንቋዕ ደስ በሎም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ሓዱሽ መራሄ መንግስቲ ጀርመን ብምኻን ንዝተመረፁ  ፍሬድሪክ ሜርዝ ናይ እንቋዕ ደስ በሎም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም፥ ናይ ኢትዮጵያን ጀርመንን ናይ 120 ዓመታት…