ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ምእካብ ዝራእቲ ንዝተዋፈሩ ተምሃሮን መምህራንን ናእደኦም ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Dec 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብዚ ሰሙን ዝራእቲ ንምእካብ ንዝተዋፈሩ ተምሃሮን መምህራንን 2ይ ብርኪ ትምህርቲ ዘለዎም ናእዳ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ኣብዚ ሰሙን ዝባፅሑ ናይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ጣሊያን ከተማ ቱሪን ሰልፊ ወፍሪ ምንስቓስ #የኣክል ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Dec 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጣሊያን ከተማ ቱሪን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን፣ ትውልደ አትዮጵያውያንን ፈተውቲ ኢትዮጵያን ሰላማዊ ሰልፊ ወፍሪ ምንስቓስ #የኣክል #NoMore ኣካይዶም። ኣብቲ ሰላማዊ ሰልፊ፥ ሓደ ሓደ ምዕራባውያን ሃገራት ኣብ ልዕ ኢትዮጵያ ዝገብሩዎ ኢድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓይሊ ፀፅታን ህዝቢን ተዋዲዶም ብምስረሖም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተሓሰበ ሽርሒ ከምዝፈሸለ ዶ/ር ቀነኣ ያደታ ገሊፆም። Gebremariam Weldegerima Dec 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ፀፅታን ህዝቢ ከተማ ኣዲስ ኣበባን ተዋዲዶም ብሓደ ብምስራሖም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሃቂኑ ዝነበረ ሽርሒ ጥፍኣት ከምዝፈሸለ ሓላፊ ቢሮ ሰላምን ፀጥፅታን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዶክተር ቀነኣ ያደታ ገሊፆም። ዶክተር ቀነኣ ኣብ ፋና ቴሌቪዥን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ኣሜሪካ ዴሞክራሲ እናንቆልቆለ ከምዝኾነ ሓደ መፅናዕቲ ኣመላኺቱ Gebremariam Weldegerima Dec 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ዴሞክራሲ እናንቆልቆለ ከምዝኾነ ቻይናዊ ዩኒቨርስቲ ሬሚንግ ኢኒስቲትዩት መፅናዕቲ ቁጠባዊ ሃፍቲ ቾንግ ያንግ “ንዲሞክራሲ ኣሜሪካ 10 ሕቶታት” ብዝብል ርእሲ ብዘካየዶ መፅናዕቲ ዕላዊ ገይሩ፡፡ እቲ ኢንስቲትዩት ከምዝሓበሮ÷ ኣሜሪካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ቡራዩ ተምሃሮ ካልኣይ ብርኪ ናይ ዘመትቲ ስድራቤት ሓረስቶት ዝራእቲ ኣኪቦም Gebremariam Weldegerima Dec 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ቡራዩ ተምሃሮ ካልኣይ ብርኪ ናብ ግምባር ናይ ዝዘመቱ ሓረስቶት ዝራእቲ ኣኪቦም። ማሕበረሰብ ትምህርቲ፥ ፃውዒት ሚኒስቴር ትምህርቲን ቢሮ ትምህርቲ ክልል ኦሮሚያን ብምቕባል ኢዩ ዝራእቲ ስድራቤት ዘመትቲ ኣኪቦም ዘለዉ፡፡ ፍልፍል፦…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብምኽንያት ህወሓት ዝኸቶ ኲናት ኣብ ከባቢ መስሕባት ቱሪዝም ዘነብሩ ነበርቲ ልዕሊ 67 ሚሊየን ብር ከምዝሰኣኑ ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Dec 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ፓርክ ጎቦታ ሰሜን ብምኽንያት ኲናት ካብ በፃሕቲ ዓዲ ክረኽቦ ዝነበረ 7 ነጥቢ 1 ሚሊየን ብር ከምዝሰኣነ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዲኤታ እቲ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን ሰላማዊት ካሳ ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ፥ ብሄራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል መዓልቲ ብሄራት ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ኣብ ክልል ሃረሪ ተኸቢሩ Gebremariam Weldegerima Dec 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 16 በዓል መዓልቲ ብሄራት ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ሃረሪ ብዝተፈላለዩ ስነ-ስርዓታት ተኸቢሩ። እቲ በዓል “ሕውነታዊነት ንህብረ ብሄራዊ ሓድነት” ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ ተኸቢሩ ዘሎ፡፡ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ኣብ ጎኒ ህዝቢን መንግስቲን ኢትዮጵያ ጠጠው ክብል ይግባእ – ቢለኔ ስዩም Gebremariam Weldegerima Dec 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬስ ሴክሬታሪ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ቢለኔ ስዩም ምስ ፎክስ ኒውስ ኣብ ዝገበረኦ ፃንሒትግብረ ራዕዲ ህወሓት ኢኮኖሚኡ፣ ፖለቲክኡን ሓይሊ ምክልኻልን ተቖፃፂሩ ዝፀንሐ ኣምባገነንን ጨፍጫፊን ጉጅለ ከምዝነበረ ገሊፀን። እቲ ጉጅለ ብህዝባዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰላማዊ ሰልፊ ምንቅስቓስ ወፍሪ “የኣክል (#NoMore) ኣብ ጃፓን ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Dec 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰላማዊ ሰልፊ ምንቅስቓስ ወፍሪ “የኣክል” (#NoMore) ኣብ ጃፓን ተኻይዱ፡፡ እቲ ሰልፊ#ይኣክል ኣብ ጃፓን ቶኪዮ ዝርከብ ኤምባሲ ኣሜሪካ ፊት ንፊት እዩ ተኻይዱ። ኣብ ጃፓን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ኣባላት ማሕበረሰብ ዲያስፖራ ኣብቲ ሰልፊ …
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ጋሸናን ዞባ ሰሜን ሸዋ ኣንፆኪያን ዜጋታት ብጅምላ ጨፍጪፉ ኢዩ – ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ Gebremariam Weldegerima Dec 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ጋሸናን ዞባ ሰሜን ሸዋ ኣንፆኪያን ዜጋታት ብጅምላ ከምዝጨፍጨፈ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። እቶም መጥቃዕቲታት ትኽክለኛ መንነት እቲ ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ዝገለፀ ከምዝኾነ ሚኒስትር ዲኤታ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን…