ኣብ ግምባር ምብራቕን ምዕራብን ዝተረኸበ ዓወት ኣብ ማእኸል ሃገር ከምዝድገም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ግምባር ምብራቕን ምዕራብን ዝተረኸበ ዓወት ኣብ ማእኸል ሃገር ከምዝድገም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር እዚ ዝበሉ፥ ኣብ ሳልሳይ ቁልፊ ግምባር ተረኺቦም ምስ ሰራዊት ምክልኻል ኣብ ዝዘተዩሉ እዋን ኢዩ።…