እቶት ምትእኽኻብ ብዝጎድእ መልክዑ ኣብ ዘይሕጋዊ ተግባር ተዋፊሮም ዝነበሩ 63 ትካላት ተታሒዞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር እቶት ንኣርባዕተ ኣዋርሕ ኣብ ዘካየዶ ምርመራ ካብ ምምሕዳር ታክስ ተሓቢኦም ሓሰተኛ ዕድጊት እንተካይዱን እንትፍፅሙን ብዘይሕጋዊ መገዲ ማሽን ካሽ ሬጂስተር እንትጥቀሙ ዝነበሩ 63 ትካላት ከምዝተትሓዙ ኣፍሊጡ።
እቶም ብትኽክል ዝተበፅሖም…