ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣባ ገዳ ከረዩ ብሸኔ ከምዝተቐተሉ መንግስቲ ክልል ኦሮሚያ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Dec 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባ ገዳ ከረዩ ከድር ሃዋስ ቦሩ ብግብረ ራዕዲ ሸኔ ከምዝተቐተሉ ቢሮ ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ክልል ኦሮሚያ ገሊፁ። ግብረ ራዕዲ ሸኔ ኣብ ልዕሊ ኣባ ገዳ ከረዩ ብዝፈፀሞ ዘስካሕኽሕ ቅትለት፥ መንግስቲ ክልል ኦሮሚያ ዝተሰመዖ ሓዘን ምግላፁ ኣብ ዘውጸኦ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢን ክልል ሲዳማን ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 70 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሮም Gebremariam Weldegerima Dec 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢን ክልል ሲዳማን ንሰራዊት ምክልኻል ዘሰናድኡዎ ልዕሊ 70 ሚሊየን ብር ዝግመት ዋጋ ዘለዎ ሓገዝ ገንዘብን ዓይነትን ሚኒስትር ዲኤታ ምክልኻል ማርታ ሊዊጂ ኣብ ዝተረኸባሉ ኣረኪቦም። ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ንጅግና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትዊተር ናይ ኢትዮጵያውያን፣ ራውያንንን ሓቂ ንዓለም ንምፍላጥ ዝሰርሑን ኣካውንታት ይዕፍን ኣሎ ክብሉ ጋዜጠኛታት ቅሬታ ኣቕሪቦም Gebremariam Weldegerima Dec 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ትዊተር ናይ ኢትዮጵያውያንን ራውያንን ከምኡ እውን ፈተውቲ ኢትዮጵያ ናይ ዝኾኑን ሓቂ ንዓለም ንምፍላጥ ዝሰርሑ ኣካውንታት ብምእጋድ ድምጾም ይዕፍን ኣሎ” ክብሉ ጋዜጠኛታትን ኣንቃሕቲ ማሕበረሰብን ቅሬታ ኣቕሪቦም። መቐመጢኣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብምግባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ደብረሲና ብምኽንያት ፀገም ፀጥታ ተቋሪፆም ዝነበሩ ኣገልግሎታት ናብ ስራሕ ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Dec 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ደብረሲና ብምኽንያት ፀገም ፀጥታ ተቋሪፆም ዝነበሩ ኣገልግሎታት ናብ ስራሕ ተመሊሶም፡፡ እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ወራር ኣብ ዝፈፀመሉ ንብረት ካብ ምዕናዉ ሓሊፉ መብራህቲ ፤ ትራንስፖርትን ዝመስል ስሩዕ ኣገልግሎታት ተቋሪፁ ነይሩ፡፡ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተፀዋዕቲ ትካላት ሚኒስቴር ሕርሻ ዝራእቲ ሓረስቶት ኣኪቦም Gebremariam Weldegerima Dec 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓታትን ሰራሕተኛታትን ሚኒስቴር ሕርሻን ተፀዋዕቲ ትካላትን ኣብ ክልል ኦሮሚያ ወረዳ ሰበታ ጣብያ ሃዋስ ናኖ ጀዌ ዝራእቲ ሓረስቶት ኣኪቦም። ዕላማ እቲ ፕሮግራም ኣብ ዙሪያ ልምዓት እናተገብረ ርብርብ ምድግጋፍን ዝራእቲ ሓረስቶት ብኽነት ብዝንኪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ጀርመን ዝነብሩ ዳያስፖራታት ምዕራባውያን ኢስብኣዊ ተግባራት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብምፅናዕ ቅዋመን ንኸስተኻኽሉ ሓቲቶም Gebremariam Weldegerima Dec 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ጀርመን ሓዊሱ ካልኦት ምዕራባውያን ሃገራት ኢስብኣዊ ተግባራት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብምፅናዕ ቅዋመን ንኸስተኻኽሉ ኣብ ጀርመን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን፣ ትውልደ ኢትዮጵያን ፈተውቲ ኢትዮጵያን ሓቲቶም። ጀርመን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን፣ ትውልደ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እቶት ምትእኽኻብ ብዝጎድእ መልክዑ ኣብ ዘይሕጋዊ ተግባር ተዋፊሮም ዝነበሩ 63 ትካላት ተታሒዞም Gebremariam Weldegerima Dec 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር እቶት ንኣርባዕተ ኣዋርሕ ኣብ ዘካየዶ ምርመራ ካብ ምምሕዳር ታክስ ተሓቢኦም ሓሰተኛ ዕድጊት እንተካይዱን እንትፍፅሙን ብዘይሕጋዊ መገዲ ማሽን ካሽ ሬጂስተር እንትጥቀሙ ዝነበሩ 63 ትካላት ከምዝተትሓዙ ኣፍሊጡ። እቶም ብትኽክል ዝተበፅሖም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል መዓልቲ ብሄራት ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ኣብ ክልል ኦሮሚያ ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Dec 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 16 በዓል መዓልቲ ብሄራት ብሄረሰባትን ህዝቢታትን “ሓድነት ንህብረ ብሄራዊ ሕውነት” ብዝብል መሪሕ ቃል ብብርኪ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሆቴል ሸራተን ኣዲስ ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምክትል ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ሉኣላውነት ሃገርን ሓድነት ህዝቢን ንህቀኑ ተግባራት ከምዘይዕገስ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Dec 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ኣመልኪቱ መግለፂ ቅዋም ኣውፂኡ። ኣብ መግለፀ ቅዋሙ ድማ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ዘይሻራዊ ይኹን እምበር፥ ኣብ ልዕሊ ሉኣላውነት ሃገርን ሓድነት ህዝቢን ንህቀኑ ተግባራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ባህርዳር ዝርከቡ ተምሃሮ ናብ ዓለም ለኸ ምንቅስቓስ ወፍሪ #የኣክል ተፀምቢሮም Gebremariam Weldegerima Dec 3, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ባህርዳር ዝርከቡ ተምሃሮ “ንሕና ተምሃሮ ኢድ ኣእታውነት ምዕራባውያን ንቃወም” ብምባል ዓለም ለኸ ምንቅስቓስ ወፍሪ #የኣክል ኣካይዶም። ኣብቲ ምምሕዳር ከተማ ካብ ዝርከባ ኣቢያተ ትምህርቲ ዝተውፃፅኡ ልዕሊ 20 ሺሕ ዝኾኑ ካብ 7ይ ክፍሊ…