ብብርኪ ፌዴራል ዝተኻየዱ ስራሕቲ ሪፎርም ሕጊ ናብ ክልል ዝወርድሉ ኩነታት ብዝምልከት ዘተ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ብብርኪ ፌዴራል ዝተኻየዱ ስራሕቲ ሪፎርም ሕጊ ናብ ክልል ዝወርድሉ ኩነታት ኣብ ከተማ ባህርዳር ብዝምልከት ዘተ ይሳለጥ ኣሎ።
ስነ ስርዓት ምምሕዳር ፌዴራል ኣዋጅ ሓዊሱ ኣብ ስራሕቲ ሪፎርም ዝተረኸቡ ተመክሮታት ንኩለን ክልላት ናይ ምክፋል ስራሕ…