ኣብ ግምባር ጋሸና ጥምር ሓይሊ ወገን ኣርቢት፣ ጋሸናን ካልኦትን ከባቢታት ናፃ ኣውፂኡ
ሰበር ዜና
ኣዲስ፣ ኣበባ 22 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ግምባር ጋሸና ጥምር ሓይሊ ወገን ኣርቢት፣ ጋሸናን ካልኦትን ከባቢታት ናፃ ኣውፂኡ።
ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ዶክተር ለገሰ ቱሉ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ ጅግና ሰራዊት ምክልኻል፣ ፍሉይ ሓይሊ ኣምሓራ፣…