ቀዳማይ ሚኒስትር ናብ ግንባር ምውፋሮም ንህዝቢ ዓፋር ዓብይ መልእኽቲ ኣለዎ – ኢ/ር አይሻ መሓመድ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ናብ ግንባር ምውፋሮም ንህዝቢ ዓፋር ዓብይ መልእኽቲ ከምዘለዎ ሚኒስትር መስኖን ከባብታት ቆላን ኢንጂነር አይሻ መሓመድ ተዛሪበን፡፡
እተን ሚኒስትር "ሃገር ናይ ምድሓን ፃዊዒትን ቓልሲ ዓፋርን "ኣብ ዝብል ርእሰ ጉዳይ…