Fana: At a Speed of Life!

ብርቱካን ተመስገን ሓዊሱ ኣብ ልዕሊ 16 ውልቀ ሰባት ክሲ ተመስሪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብርቱካን ተመስገን ሓዊሱ ኣብ ልዕሊ 16 ውልቀ ሰባት ኣብ ኢ.ቢ.ኤስ ቴሌቪዥን ናይ ሓሶት ሓበሬታ ብምውዛዕ ገበን ግብረ ራዕዲ ሓዊሱ ሰለስተ ክስቲታት ተመስሪቱ። እቶም ተኸሰስቲ ሎሚ ድሕሪ ሰዓት ኣብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ልደታ ምድብ…

ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ዓለም ለኸ ልምዓት ኖርዌይ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ዓለም ለኸ ልምዓት ኖርዌይ ኣስመንድ ግሮቨር ኣክረስት ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ናይ ክልቲአን ሃገራት ከልቲኣዊ ርክብ ምጥንኻር ኣብ ዘኽእሉ ዓውዲታት ከምኡውን ኣብ ቀጣናዊን ዓለም…

መበል ሻድሻይ ምርኢት ንግዲ ፌዴሬሽን ነጋዶ ደቂ ኣኒስቲዮ ኮሜሳ ፅባሕ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል ሻድሻይ ምርኢት ንግዲ ፌዴሬሽን ነጋዶ ደቂ ኣኒስቲዮ ሓበራዎ ንግዲ ምብራቕን ደቡብን ኣፍሪካ(ኮሜሳ) ፅባሕ ክጅምር ኢዩ። ክሳብ 1 ግንቦት 2017 ዓ.ም ኣብ ዝፀንሕ እቲ ምርኢት ንግዲ ካብ 21 ኣባል ሃገራት ኮሜሳ ዝተውፃእፅኣ ልዕሊ 300…

ኩለመዳይ ብቕዓት ፖሊስ ንምዕባይ ይስራሕ ኣሎ – ኮሚሽነር ጀኔራል ደመላሽ ገብረሚካኤል

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፖሊስ ኢትዮጵያ ኩለመዳይ ብቕዓቱ ብምዕባይ ሕገ መንግስታዊ ልኡኽቱኡ ንምዕዋት እናሰርሐ ምዃኑ ኮሚሽነር ጀኔራል ፖሊስ ፌዴራል ደመላሽ ገብረሚካኤል ገሊፆም፡፡ ስነ ስርዓት ምረቓ መበል 25 ዙር መሰረታዊ ሰልጠንቲ ኣባላት ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር…

ንፖሊስ ብቴክኖሎጂ ንምዝማን ቆላሕታ ሂብካ ይስራሕ ኣሎ-ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓይሊ ሰላምን ሓይሊን ዝኾነ ፖሊስ ብቴክኖሊጂ ዓቕሙ ንምዕባይ፣ ብስልጠና ንምዝማን፣ ናይ ስራሕ ቦትኡ ምቹእ ናይ ምግባርን ብሓይሊ ሰብ ንምጥንኻርን ቆላሕታ ሂብካ ይስራሕ ከምዘሎ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። እቶም ምክትል…

ገዛኢ ያታ ኣብ ምስራፅን ሕብረ ብሄራዊ ሓድነት ኣብ ምህናፅን ኣብ ልምዓት ቋንቋ ምስራሕ ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ገዛኢ ያታ ኣብ ምስራፅን ሕብረ ብሄራዊ ሓድነት ኣብ ምህናፅን ኣብ ልምዓት ቋንቋ ምስራሕ ከምዝግባእ ሚኒስቴር ባህሊን ስፖርትን ኣፍሊጡ። “ልምዓት ብዝሃ ቋንቋ ንህብረ ብሄራዊ ምርድዳእ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መድረኽ ዘተ መዳርግቲ ኣካላት ኣብ ከተማ…

ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ዓቕሚ ኢንዱስትሪ ብምዕባይ ንፅባሕ መሰረት ዘንብር ኢዩ – ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ዓቕሚ ኢንዱስትሪ ብምዕባይ ንፅባሕ መሰረት ዘንብር ከምዝኾነ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ገሊፆም፡፡ እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዓለም ለኸ ማእኸል ኮንቬንሽን ኣዲስ እናተኻየደ ዝርከብ ኤክስፖ ኢትዮጵያ ተፍሪ 2017 ምስ ጎብነዩ…

ፋይዳ ንኢትዮጵያ ውድድር ጒያ 5 ኪሎ ሜትር ሰንበት ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፋይዳ ንኢትዮጵያ ውድድር ጒያ 5 ኪሎ ሜትር 3 ግኔቦት 2017 ዓ.ም ኣብ መስቀል ኣደባባይ ከምዝካየድ ቤት ፅሕፈት ፕሮግራም ብሄራዊ መታወቂያ ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ፕሮግራም ዩዳሔ ኣርአያስላሴ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ፋይዳ መለለዪ መንነት…

ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ዝሳተፋሉ ወርክሾፕ ጂኦፖርክታትን ጂኦቱሪዝምን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክሳለጥ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓለም ለኸ ዩኔስኮ "ጂኦፓርክታትን ጂኦቱሪዝምን ንዘላቒ ለምዓት ዘለዎም ግደ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ  ዝሰናዳእ ወርክ ሾፕ ካብ 4 ክሳብ 5 ግንቦት 2017 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ። ሚኒስትር ቱሪዝም ሰላማዊት ካሳ ኣብ ዝሃብኡ መግለፂ፥…

ቅዱስ ጊዮርጊስ ንኢትዮ ኤሌክትሪክ ብምስዓር ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 28 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ንኢትዮ ኤሌክትሪክ 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ተዓዊታ። ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ብሕታዊ ሸቶ ቅዱስ ጊዮርጊስ ኣማኑኤል ኤርቦ ኣመዝጊቡዋ፡፡…