Fana: At a Speed of Life!

ንሰራዊት ምክልኻል ኣጋርነት ምርኣይ ግቡእና ኢዩ – ነበርቲ ከተማ ሰመራን ሎጊያን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ምስ ፀላኢ ብጅግንነት ብምቅላስ ህይወቱ እናገበረ ንሕና ድማ ወገናዊ ኣጋርነትና ብተግባር ምርኣይ ግቡእና ኢዩ” ኢሎም ኣብ ክል ዓፋር ነበርቲ ከተማታት ሰመራን ሎጊያን። ኣብታ ከተማ ዝነብሩ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ንስድራ…

ገደብ ሰዓት እቶ እቶ ንኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ከምዘይምልከት እዚ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እዚ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣብ ዘመሓላለፎ መምርሒ ኣብ ሓደሓደ ከባቢታት ዝተነበረ ገደብ ሰዓት እቶ እቶ ንኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ከምዘይምልከት ኣፍሊጡ። ንኹሎም ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ከምዘይምልከት ተፈሊጡ፤ ኢንዱስትሪታት ካብ ወትሩ ዝተፈለየ ኣድላዪ…

ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰል ዝፈፀሙ ኣካላት ብሕጊ ተሓተትቲ ንምግባር ዝተጣየሸ ግብረ ሓይሊ ስራሕ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜን ካፋል ኢትዮጵያ ዝተፈፀመ ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰል ኣመልኪቱ ጥፍኣተኛታት ብሕጊ ተሓተትቲ ንምግባርን ተጎዳእቲ መሊስካ ንምጥያሽን ዝተጣየሸ ግብረ ሓይሊ ስራሕ ጀሚሩ። እቲ ግብረ ሓይሊ ሎሚ መዓልቲ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ…

ክልል ሲዳማ ንሰራዊት ምክልኻል 105 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሌዳሞ “ግብረ ራዕዲ ህወሓትን ምዕራባውያንን ዝኸፈቱልና ኲናት ስዒርና ናፅነትና ክሳብ ነረጋግፅ ብዝተፈላለዩ መገዲታት ንገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺርና ክንቅፅል ኢና” ክብሉ ገሊፆም። ካብ ከተማ ሃዋሳን ኣብ ክልል…

ንህንፀት ግድብ ህዳሰ ብመርበብ ሓበሬታ ኣቢሉ ልዕሊ 270 ሺሕ ዶላር ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንህንፀት ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብመርበብ ሓበሬታ ኣቢሉ ልዕሊ 270 ሺሕ ዶላር ተኣኪቡ። እቲ ሓገዝ ዝተኣኻኸበ፥ 18 ሓምለ 2013 ዓ.ም ንግድብ ህዳሰ ሓገዝ መተኣኻኸቢ ዝተሰናደአ መርበብ ሓበሬታ መሰረት ብምግባር ዝተሰናደአ…

ልዕሊ 1 ቢሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ኣፋውስ ናብቲ ትካል ኣገልግሎት ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 1 ቢሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ኣፋውስ ካብ ወፃኢ ተገዚኦም ናብቲ ትካል ኣገልግሎት ከምዝኣተዉ ኤጀንሲ ኣቕራቢ ኣፋውስ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ኤጀንሲ ዳይሬክተር ምምሕዳር ዕድጊት ኣፋውስን መገልገሊ ኣቑሑት ሕክምናን ኣይተ ናሆም ገመቹ…

ኣብ ዩኒቨርሲቲ ዲላ ሓገዝ ሕክምና ንመሃብ ናብ ግምባር ዘቕንዑ ሰብ ሞያ ሕክምና ምንፍናው ተገይሩሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ሕክምና ንመሃብ ናብ ግምባር ዘቕንዑ ሰብ ሞያ ሕክምና ኣብ ዩኒቨርሲቲ ዲላ ምንፍናው ተገይሩሎም። ፕሬዚዳንት እቲ ዩኒቨርሲቲ ዶክተር ችሮታ ኣየለ ቅድሚ ሕዚ ሓገዝ ናውቲን ገንዘብን ሓገዝ ከምዝገበሩ ብምግላፅ፥ ኣብዚ ሕዚ እዋን…

ውድብ ጥዕና ዓለም “ኦሚክሮን” ዝተብሃለ ዓሌት ኮቪድ19 ሓደገኛ ከምዝኾነ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም “ኦሚክሮን” ዝተብሃለ ዓሌት ኮቪድ 19 ብብርኪ ዓለም ብዘርአዮ ባህሪ ዝርገሐ ሓደገኛ ከምዝኾነ ኣፍሊጡ። እቲ ቫይረስ ቅድሚ ሕዚ ተራኢዩ ብዘይፈልጥ ብርኪ ባህሪኡ ዝቐያይርን ብዙሓት ሰባት እናጥቀዐ ዝርከብ ለበዳ ቫይረስ ኢዩ…

ምዕራባውያን ሃገራት ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝገብረኦ ፅዕንቶ ዝቃወም ሰልፊ ኣብ ፕሪቶሪያ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምዕራባውያን ሃገራት ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝገብረኦ ፅዕንቶ ዝቃወም ሰልፊ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ከተማ ፕሪቶሪያ ይካየድ ኣሎ። እቶም ሰልፈኛታት ኣብ ከተማ ፕሪቶሪያ ኣብ ዝርከብ ኤምባሲ ኣሜሪካ ተረኺቦም ተቓውሞኦም እናስምዑ እንትኾኑ፥ ነቲ ኤምባሲ እውን…

ልዕሊ ቤላቤሎ ኢትዮጵያ ሎሚ እውን መዕረፊ ዓይኒ ኢንቨስትመንታት ኢያ –  ኢ/ር ታከለ ኡማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ ቤላቤሎ ኢትዮጵያ ሎሚ እውን መዕረፊ ዓይኒ ኢንቨስትመንታት ከምዝኾነት ሚኒስትር መዓድን  ኢንጅነር ታከለ ኡማ ገሊፆም። ምስ ኩባኒያታት መዓድን ኣውስትራሊያ፣ ስዊድን፣ ካናዳ፣ ሕቡራት ዒሚረታት ዓረብን ጣሊያንን ሰፋሕቲን ሃነፅቲን ልዝባት…