ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ኢትዮጵያ ብኲናት ዝተጎድኡ ዜጋታት ተረባሕቲ ዝገብር ፕሮጀክት 135 ሚሊየን ብር ዕላዊ ገይራ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ኢትዮጵያ ብኲናት ዝተጎድኡ ልዕሊ 227 ሺሕ ዜጋታት ተረባሕቲ ዝገብር ፕሮጀክት 135 ሚሊየን ብር ዕላዊ ገይራ።
እታ ቤተ ክርስቲያን ኣብ ትግራይ፣ ኣምሓራ፣ ዓፋርን ኦሮሚያን ብምኽንያት ፀገም ፀፅታን ኲናትን ጉድኣት…