ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወይዘሮ ጫልቱ ሳኒ ናብ ጅግጅጋ ኣቲየን Gebremariam Weldegerima Mar 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ወይዘሮ ጫልቱ ሳኒ ናብ ጅግጅጋ ኣቲየን። እተን ሚኒስትር ኣብ ጅግጅጋ መዕርፎ ነፈርቲ ገራድ ዊልዋል እንትበፅሓ ሓላፊ ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ኣይተ ኣብዱራህማን ሰኢድ ኣቀባብላ ገይሮምለን፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዝተፈላለዩ ገበናት ዝተጠረጠሩ ልዕሊ 18 ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም Gebremariam Weldegerima Mar 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተፈላለዩ ሹቓት ንግዲን መንበሪ ገዛ ውልቀ ሰባትን ብዝተገበረ ብርበራ ብዘይሕጋዊ መገዲ ተኸዚኖም ዝተረኸቡ ላፕቶፓት፣ ሞባይል ስልኪታትነ መለዋወጢ ኣቑሑት ምስ 18 ተጠርጠርቲ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም ብምርመራ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚድሮክ ኢንቨስትመንት ግሩፕ ንክልላት ዓፋርን ሶማሌ ሓገዝ 60 ሚሊየን ብር ገይሩ Gebremariam Weldegerima Mar 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚድሮክ ኢንቨስትመንት ግሩፕ ንክልላት ዓፋርን ሶማሌ ሓገዝ 60 ሚሊየን ብር መግባሩ ኣፍሊጡ። የገንዘብ ድጋፉን የሚድሮክ ኢንቨስትመንት ግሩፕ ዋና ስራ አስፈፃሚ አቶ ጀማል አሕመድ በሰመራ እና ጅግጅጋ ከተማ በመገኝት አስረክበዋል እቲ ሓገዝ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሪታኒያ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ሰብዓዊ ሓገዝ ንዘድልዮም ዜጋታት ቀረብ ሓገዝ ንኽሳለጥ ጎንፂ ጠጠው ምባሉ ንኢዳ Gebremariam Weldegerima Mar 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ሰብዓዊ ሓገዝ ንዘድልዮም ዜጋታት ቀረብ ሓገዝ ዝተሳለጠ ንኽኸውን ጎንፂ ጠጠው ከምዘበለ ኣፍሊጡ ኢዩ። ነዚ ውሳነ መንግስቲ ስዒቡ ድማ ኤምባሲ ብሪታኒያ ኣብ ኢትዮጵያ፥ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዘመሓላለፎ ውሳነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ልማታን ዕቤታን ንኅረጋገፅ ጀርመን ናይ ባዕላ ኣስተዋፅኦ ንምግባር ድልውቲ ከምዝኾነት ኣፍሊጣ Gebremariam Weldegerima Mar 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ካብ ጎንፂን ዘይምርግጋእን ወፂኣ ልማታን ዕቤታን ንምርግጋፅ ጀርመን ናይ ባዕላ ኣስተዋፅኦ ንምግባር ድልውቲ ከምዝኾነት ኣብ ሚኒስቴር ልምዓትን ምትሕብባርን ጀርመን ሓላፊ ምብራቕ ኣፍሪካ ቮን ኢሰን ምርክስ ገሊፆም። ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓደሽቲ ንዝተሸሙ ኣምባሳደራት ኣብ ብሄራዊ ቤተመንግስቲ መርሃ ግብሪ ምፍናው ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኢትዮጵያ ወኪሎም ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ንዝተሸሙ ኣምባሳደራት ኣብ ብሄራዊ ቤተመንግስቲ መርሃ ግብሪ ምፍናው ይካየድ ኣሎ። ንኢትዮጵያ ወኪሎም ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ንዝተሸሙ ኣምባሳደራት ስነ-ስርዓት ምፍናውን ቃለ-ማሕላን ኣብ ብሄራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ንዝርከቡ ሰብኣዊ ሓገዝ ዘድልዮም ዜጋታት ቀረብ ሰብኣዊ ሓገዝ ዝተሳለጠ ንምግባር ጎንፂ ጠጠው ከምዘበለ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ንዝርከቡ ሰብኣዊ ሓገዝ ዘድልዮም ዜጋታት ቀረብ ሰብኣዊ ሓገዝ ዝተሳለጠ ንምግባር ጎንፂ ጠጠው ከምዘበለ ገሊፁ። መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ንዝርከቡ ሰብኣዊ ሓገዝ ዘድልዮም ዜጋታት ቀረብ ሰብኣዊ ሓገዝ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ውሽጢን ወጻኢን ዝፍነዉ መጥቃዕቲታት ዝምክት ሓይሊ ባሕሪ ይህነፅ ኣሎ – ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ባሕሪ Gebremariam Weldegerima Mar 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ውሽጢን ወጻኢን ዝፍነዉ መጥቃዕቲታት ዝምክት ሓይሊ ባሕሪ እናተሃነፀ ምዃኑ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ሬር ኣዲሚራል ክንዱ ገዙ ገሊፆም። እቶም ዋና ኣዛዚ ኣብ ቢሾፍቱ ዝርከብ ቤት ትምህርቲ መሰልጠኒ መሰረታዊ ሓይሊ ባሕሪ ስራሕቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኲናት ዩክሬንን ሩሲያን ኣብ ፖለቲካዊን ኢኮኖሚያዊን ኣፍሪካ ኣሉታዊ ፅዕንቶ ዘሕድር ኢዩ – ኣንድሬይ ማስሎቭ Gebremariam Weldegerima Mar 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኲናት ዩክሬንን ሩሲያን ኣብ ፖለቲካዊን ኢኮኖሚያዊን ኣፍሪካ ኣሉታዊ ፅዕንቶ ዘሕድር ከምዝኾነ ዳይሬክተር ማእኸል መፀናዕቲ ኣፍሪካ ኣብ ሩሲያ ሞስኮ ኣንድሬይ ማስሎቭ ገሊፆም። እቶም ዳይሬክተር ምስ ጣቢያ ቴሌቪዥን ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት ከምዝገለፁዎ፥…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኲናት ሩሲያን ዩክሬንን ብዝምልከት መራሕቲ ኣባል ሃገራት ኔቶ ኣብ ብራስለስ ኣኼባ የካይዱ ኣለዉ Desta Mar 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኲናት ሩሲያን ዩክሬንን ብዝምልከት ግደ መሻርኽቲ ኣካላት ንምግምጋም ዝዓለመ ኣኼባ መራሕቲ ኣባል ሃገራት ኔቶ ኣብ ብራስለስ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ኣኼባ ኔቶ ኣብ ምብራቕ ኣውሮፓ ዘለዋ ቅዋም እንታይ ከምዝኾነ ክግምገም ኢዩ። ብተወሳኺ ካልኣይ…