ዝኾነ ይኹን ዓይነት ወታደር ህወሓት ኣዲስ ኣበባ ኣይኣተወን ክብላ ፕሮፌሰር አን ፊትዝ ጀራልድ ገሊፀን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ትምህርቲ ጉዳያት ዓለም ለኸ ባልሲሊን ክፍሊ ትምህርቲ ፖለቲካል ሳይንስ ዩኒቨርሲቲ ላውሪየርን አን ፊትዝ ጀራልድ፥ ዝኾነ ይኹን ወታደር ህወሓት ኣዲስ ኣበባ ክኣትው ከምዘይረኣያ ገሊፀን፡፡
“ጉጅለ ህወሓት ኣዲስ ኣበባ እትዩ“ ዝብል ግጉን…