ኣብ ውሽጢ ሃገር ኣፍረይቲ ዘይቲ ፀገማትን መፍትሒኦምን ዘድሃበ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ዘሰናድኦን ኣብ ውሽጢ ሃገር ኣፍረይቲ ዘይቲ ፀገማትን መፍትሒኦምን ዘድሃበን መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብቲ ዘተ ኣብ ኩባኒያታት ኣፍረይቲ ዘይቲ ውሽጢ ዓዲን ምስ ፍርያት ዘይቲ ተተሓሓዝነት ዘለዎም ትካላት መንግስቲን…