ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ መበል 11 ክልል ኮይኑ ብዕሊ ተመስሪቱ Gebremariam Weldegerima Nov 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ መበል 11 ክልል ኮይኑ ብዕሊ ተመስሪቱ። ምስረታ እቲ ክልል÷ ካብ ሓሙሽቲአን ዞባታትን ካብ ሓደ ፍሉይ ወረዳን ዝተወከሉ ከምኡ እውን ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣጋይሽ ኣብ ዝተረኸቡሉ ኢዩ ኣብ ከተማ ቦንጋ ተኻይዱ ዘሎ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓተው ኣብ ኣዲስ ኣበባን ከባቢኣን ንተግባር ራዕዲ ዘዋፈሮም ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም Gebremariam Weldegerima Nov 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓተው ኣብ ኣዲስ ኣበባን ከባቢኣን ንተግባር ራዕዲ ዘዋፈሮም ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ፖሊስ ፌዴራል ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ኣብ ከተማታት ኣብ ውሽጢ ሕብረተሰብ ብዝተፈላለዩ መገዲታት ብምምስሳል ክኣትዉ ብምግባር ናብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንዝተፈላለዩ ሃገራት ኣምባሳደራትን ኣባላት ማሕበረሰብ ዲፕሎማሲን ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ገለፃ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Nov 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ተቐማነቶም ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንዝገበሩ ኣምባሳደራትን ማሕበረሰብ ዲፕሎማሲን ኣፍሪካ፣ እስያን ፓስፊክን ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ገለፃ ተገይሩ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ኩነታት ሰላምን ፀፅታን እታ ከተማ ኣመልኪቱ ገለፃ ዝገበሩ ሓላፊ ቢሮ ምምሕዳር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣትሌት ፈይሳ ሌሊሳ ሃገሩ ንምድሓን ናብ ግምባር ክወፍር ወሲኑ Gebremariam Weldegerima Nov 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ፈይሳ ሌሊሳ ፃውዒት ቀዳማይ ሚኒስቴር ተኸቲሉ ሃገሩ ንምድሓን ናብ ግምባር ክወፍር ምውሳኑ ኣፍሊጡ፡፡ ውሳነ እቶም ቀዳማይ ሚኒስቴር ልክዕ እዩ ዝበለ ኣትሌት ፈይሳ ኣብዚ ሀዚ ስዓት ኣብ ልዕሊ ሃገርና ዘንፀላለወ ፀገም ልክዕ ኣቦታትና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብክልቲኡ ግምባር ክንስዕር ኢና – ኢንጂነር ታከለ ኡማ Gebremariam Weldegerima Nov 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ብክልቲኡ ግምባር ክንስዕር ኢና” ክብሉ ሚኒስትር መዓድን ኢንጂነር ታከለ ኡማ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ገሊጾም። ኢንጂነር ታከለ ከምዝበሉዎ÷ ብሓደ ወገን ኣብ ልዕሊ ህልውና ዘንፀላለወ ግምባር ኲናት፤ ብኻሊእ ወገን ድማ ምስ እዚ ተተሓሒዙ ዝመፅእ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እቲ ሓድሽ ምስራታ ህዝቢ ክልል ምዕራብ ደቡብ እናተኻየደ እዩ Gebremariam Weldegerima Nov 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብቲ ሓሙሽተ ዞባታትን ካብሓደ ፉሉይ ወረዳ ዝተወከሉ ከምእዉን ፃዎዒት ዝተግብረሎም ኣጋይሽ ኣብዝተረኽበሉ እቲ ምስረታ ኣብ ከተማ ቦንጋ እናተኻየደ እዩ፡፡ ዞባ ምዕራብ ኦሞ፤ ዞባ ቤንች ሾኮ ፤ ዞባ ካፋ፤ ዞባ ዳዉሮን ዞባ ሾኮ ከምእዉን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ክርስቲያን ታደለ ናብ ግምባር ንምዝማት ወሲኖም Gebremariam Weldegerima Nov 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ ኣካቢ ኮሚቴ ምቁፅፃር ወፃኢ መንግስትን ሓላፊ ፖለቲካዊ ጉዳያት ብሄራዊ ምንቅስቓስ ኣምሓራ (ኣብን) ኣይተ ክርስቲያን ታደለ ናብ ግምባር ንምዝማት ምውሳኖም ኣፍሊጦም፡፡ ኣይተ ክርስቲያን ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብዪ ኣሕመድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህዝቢን መንግስቲን ሉኣላውነት ሃገር ንምሕላው ምስ ናይ ወፃኢ ፀላእቲን ናይ ውሽጢ ግብረ ራዕዳውያን ጉጅለታትም ተሓናኒቑ ይርከብ – ደ/ር ኣብርሃም Gebremariam Weldegerima Nov 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢን መንግስቲን ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝተኸፈቱ ዓውደ ውግኣት ብዝግባእ ኣፅሪዮም ንባዕሎም ንምክልኃልን ሉኣላውነት ሃገርን ግዝኣታዊ ሓድነትን ንምሕላው ምስ ናይ ወፃኢ ፀላእቲን ናይ ውሽጢ ግብረ ራዕዳውያን ጉጅለታትን ብቕሉዕ ተሓናኒቑ ከምዝርከብ ሚኒስትር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ኢትዮጵያ” ዝብል ናይ ናፅነት ሽም ንምሕላው ናይ ታሪኽ ሓደራ ኣለና – ቀ/ሚ ኣበይ ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima Nov 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) “ኢትዮጵያ” ዝብል ናይ ናፅነት ሽም ንምሕላው ናይ ታሪኽ ሓደራ ኣለና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣበይ ኣሕመድ ገሊፆም። ሙሉእ መልእኽቲ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ፦ ፍቱዋት ደቂ ሃገረይ፣ ክቡራት ፈተውቲ ኢትዮጵያ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ቀርኒ ኣፍሪካ ተዛሪቡ ኣሎ” – ሚኒስትር ሓበሬታ ኤርትራ Gebremariam Weldegerima Nov 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)“ቀርኒ ኣፍሪካ እቲ ሓቂ ተዛሪቡ ኣሎ” ክብሉ ሚኒስትር ሓበሬታ ኤርትራ የማነ ገብረመስቀል ኣብ ትዊተር ገጾም ገሊፆም። ኣብዚ ሰሙን “የኣክል (No More) ብዝብል ሃሽታግ ዳያስፖራታት ኢትዮጵያን ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪካን ኣሜሪካ ካልኦት ምዕራባውያንን…