ቢዝነስ ኣብ ውሽጢ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ልዕሊ 123 ቢሊየን ብር ተኣኪቡ Gebremariam Weldegerima Nov 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውሽጢ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ልዕሊ 123 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ፡፡ ኣብ ኣርባዕተ ኣዋርሕ እቲ በጀት ዓመት 133 ቢሊየን 381 ሚሊየን 670 ሺሕ ብር ንምእካብ ተሓሲቡ ኢዩ 123 ቢሊየን 962 ሚሊየን 650 ሺሕ ብር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ንተግባር ግብረ ራዕዲ ክውዕል ዝነበረ ልዕሊ 9 ሺሕ ሲምካርድ ተታሒዙ Gebremariam Weldegerima Nov 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ከተማ ጅማ ንተግባር ግብረ ራዕዲ ክውዕል ዝነበረ 9 ሺሕን 375 ሲምካርድ ከምዝተትሓዘ መምርሒ ፖሊስ እቲ ምምሕዳር ከተማ ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ መምርሒ ኮማንደር ፉፋ መገርሳ ንግልጋሎት ዜና ኢትዮጵያ ከምዝገለፁዎ፥ ካብቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣግምባር ባቲ ኣሳጊታ ድፋዕ ፀላኢ ተሰቢሩ፣ እምባ ተደፊሩ Gebremariam Weldegerima Nov 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣግምባር ባቲ ኣሳጊታ ዘለን ዘየለን ዓቐሙ ኣተኣኻኺቡ ዝመፅ ፀላኢ ሙሉእ ብሙሉእ ተደምሲሱ። ኣርሚ 4 ዝተብሃለ ሰራዊት ፀላኢ ምስ ተደራቢ ሓይሉ ሰሙን ሙሉእ ኣናተቐጥቀጠ ትማሊ ሙሉእ መዓልቲ ኣብ ዝወሰደ ውግእ ብሰራዊት ምክልኻልን ፍሉይ ሓይሊን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ወርቂን ብሪን ገይፂታት ብዘይሕጋዊ መገዲ ተኸዚኖም ተታሒዞም Gebremariam Weldegerima Nov 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ኣዲስ ኣብ መንበሪ ገዛ ሓደ ውልቀ ሰብ ብዝተገበረ ብርበራ ልዕሊ 8 ኪሎ ግራም ወርቂን ብሩርን ተኸዚኑ ከምዝተረኸበ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። መምርሒ ፖሊስ እቲ ክፍለ ከተማ ካብ ሕብረተሰብ ብዝበፅሖ ሓበሬታ መሰረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ዞባ ምዕራብ ሸዋ ብኣማኢት ዝቑፀሩ ኣባልት ግብረ ራዕዲ ሸኔ ተደምሲሶም Gebremariam Weldegerima Nov 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ዞባ ምዕራብ ሸዋ ብኣማኢት ዝቑፀሩ ኣባልት ግብረ ራዕዲ ሸኔ ከምዝተደምሰሱን ብዙሓት ድማ ከምዘተማረኹን ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። እቲ ኣገልግሎት ከምዝሓበሮ፥ ካብ 2 ጥቅምቲ ክሳብ 8 ሕዳር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝቕፅሉ 5 ዓመታት ፅሬት ትምህርቲ ንምርግጋፅ ብትኹረት ክስራሕ ኢዩ – ሚኒስቴር ትንህርቲ Gebremariam Weldegerima Nov 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትምህርቲ ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ ምስ ኣመራርሓ፣ መምህራንን ሰራሕተኛታትን ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ፅት ትምህርቲ ኣድሂቦም ተዛቲዮም፡፡ ንውድቀት ፅሬት ትምህርቲ ሱር ዝሰደዱ ብዙሓት ምኽንያታት ከምዘለዉ ዝገለፁ ቶም ሚኒስትር፥ እቲ ፀገም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርማሪ ቦርድ ኣፈፃፀማ ኣዋጅ ህፁፀ እዋን ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ቀዳማይ ምልከታ መስክ ክገብር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Nov 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መርማሪ ቦርድ ኣፈፃፀማ ኣዋጅ ህፁፀ እዋን ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ቀዳማይ ምልከታ መስክ ከምዝገብር ኣካቢ እቲ ቦርድ ኣይተ ለማ ተሰማ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ ኣፍሊጦም፡፡ ኣይተ ለማ ተሰማ ኣብ መግለፂኦም፥ እቲ መርማሪ ቦርድ ካብ ዘተጣየሸሉ እዋን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Nov 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ጄፈሪ ፊልትማን ተዛቲዮም፡፡ ኣብቲ አዋን ዘተ ምስ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝግበር ኲናት ብዛዕባ ዝቋፀሉ መገዲ ሓሳብ ኣሜሪካ እንታይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓደሓደ ምዕራባውያን መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ከም ሉኣላዊት ሃገር እናቖፀሩዋ ኣይኮኑን – ላውረንስ ፍሪማን Gebremariam Weldegerima Nov 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሜሪካዊው ተንታኒ ጉዳያት ፖለቲካን ኢኮኖሚን ኣፍሪካ ላውረንስ ፍሪማን ኣፍሪካ ምዕራባውያን መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ከም ሉኣላዊት ሃገር እናቖፀሩዋ ከምዘይኮኑ ገሊፆም፡፡ ከም ሲ ኤን ኤን፣ ኒውዮርክ ታይምስ፣ ዋሽንግተን ፖስት፣ ቢቢሲን መሰል መራኸብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ውሽጢ ቤት ግምጃ ቀፅሪ ላዕለዋይ ቤተ ክህነት ልዕሊ 1 ሺሕን 800 ጠያይቲ ተታሒዙ Gebremariam Weldegerima Nov 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣራት ኪሎ ዝርከብ ቀፅሪ ላዕለዋይ ቤተ ክህነት ኣብ ውሽጢ ቤት ግምጃ ልዕሊ 1 ሺሕን 800 ጠያይቲ ብሓበሬታ ህዝቢን ፖሊስ ብዝገበሮ ብርበራን ተታሒዙ፡፡ ኣብ ውሽጢ ቀፅሪ እቲ ቤተ ክህነት ቤት ግምጃ ንብረት ዝርከብ መቐመጢ ፅሕፈትን…