ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ሆሮ ጉድሩ ወለጋ ኣብ ዝንቀሳቐሱ ኣባላት ኦነግ ሸኔ ስጉምቲ ተወሲዱ Gebremariam Weldegerima Nov 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌደራል ፍሉይ ሓይሊ ክልል ኦሮሚያን ኣባላት ሚሊሻ አባላት ብምውዳድ ኣብቲ ክልል ዞባ ሆሮ ጉድሩ ወለጋ ኣብ ዝንቀሳቐሱ ኣባላት ኦነግ ሸኔ ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ፖሊስ ፌዴራል ገሊፁ፡፡ ኣብቲ ዝተኻየ ናይ ምጥቃዕ ወፍሪ ብዙሓት ኣባላት ኦነግ ሸኔ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ደቂ ኣንስትዮ ሰላም ኣብ ምህናፅ ዘለወን ግደ ዕዙዝ ኢዩ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ Gebremariam Weldegerima Nov 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ደቂ ኣንስትዮ መፍትሒ ብምንዳይ፣ ጎንፂ ከይፍጠር ብምክልኻል፣ ብሰላማዊ ድርድር፣ ብሽምግልናን ካብ ታሕተዋይ ብርኪ ጀሚሩ ሰላም ኣብ ምህናፅ ዘለወን ግደ ዕዙዝ ከምዝኾ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን፡፡ እተን ፕሬዚዳን እዚ ዝበላ፥ ኔትዎርክ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ኢትዮጵያውያንን ኩሉ ታሪኽና ታሪኽ ተዓዋታይነት ኢዩ – ኣይተ መለስ ኣለሙ Gebremariam Weldegerima Nov 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክፍለ ከተማ የካ ናብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝፅምበሩ መናእሰይ ምፍናው ተገይሩ፡፡ “ኣነ እናሃለኹ ኢትዮጵያ ኣሕሊፈ ኣይህብን!” ብዝብል መሪሕ ቃል ካብ ክፍለ ከተማ የካ ናብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝፅምበሩ መናእሰይ ስነ-ስርዓት ምፍናውን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሌ/ጄኔራል ኣስራት ዴኔሮ ሰራዊት ምክልኻል ዓወት ኣብ ዝተጎናፀፈሎም ከባቢታት ዑደት ገይሮም Gebremariam Weldegerima Nov 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሌፍተናል ጄኔራል ኣስራት ዴኔሮ ኣብ ቀጠና ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ተለኣኣኽቲ ሓይሊታት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ተደምሲሶም ሰራዊት ምክልኻል ዓወት ኣብ ዝተጎናፀፈሎም ከባቢታት ዑደት ገይሮም፡፡ ጅግና ሰራዊት ምክልኻል፣ ፖሊስ ፌዴራል፣ ኣባላት ፍሉይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ናይ ባዕላ ፀገም ባዕላ ናይ ምፍታሕ ዓቕሚ ኣለዋ – ኬንያ Gebremariam Weldegerima Nov 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)”ኢትዮጵያ ናይ ባዕላ ፀገም ባዕላ ናይ ምፍታሕ ዓቕሚ ኣለዋ ክብላ” ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኬንያ ሬይቸል ኦማሞ ገሊፀን፡፡ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒዮ ብሊንከን ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ንምዝታይ ንፈለማ እዋን ናብ ኬንያ ምእታዎም ይፍለጥ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንዜጋታት ወፃኢ ብፍሉይ መልክዕ ማእኸል ዝገበረ ኣፈፃፅማ ሕጊ የለን – ኣምባሳዳር ዲና ሙፍቲ ተዛሪቦም Gebremariam Weldegerima Nov 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዜጋታት ወፃኢ ብፍሉይ መልክዕ ማእኸል ዝገበረ ኣፈፃፅማ ሕጊ የለን ክብሉ ኣምባሳዳር ዲና ሙፍቲ ተዛሪቦም፡፡ ኣምባሳደር ኣብ ዝሃቡዎ ሰሙናዊ መግለፂ፥ ዓለም ለኸ ትካላትን ኤምባሲታትን ምስ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ስዒቡ ቅሬታ እናልዓሉ ምዃኖም ገሊፆም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፀላኢ ኣብ ግምባር ወረኢሉ፣ ሚሌን ከሚሴን ክሳራ ይበፅሖ ኣሎ – ኮሙኒኬሽን መንግስቲ Gebremariam Weldegerima Nov 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ሃገራዊ ሉኣላውነት ንምኽባር ዝገብሮ ተሳትፎ ኣጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ኣገልግት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ፡፡ ሚኒስትር ኣገልግት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ዶክተር ለገሰ ቱሉ ጋዜጣዊ መግለፂ ሂቦም። ኣብ መግለፂኦም ድማ ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ኣባላት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበገሲኡ ባህርዳር ዝገበረ ሽጉጥ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ጎሮ ከባቢ ኣይ ሲ ቲ ፓርክ ተታሒዙ Gebremariam Weldegerima Nov 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሕዳር ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ዕለት መበገሲኡ ባህርዳር ዝገበረ ሽጉጥ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ጎሮ ከባቢ ኣይ ሲ ቲ ፓርክ ተታሒዙ፡፡ ብኸቢድ ተሸከርካሪ ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝኣተዉ 50 ሽጉጣት ዘምፀአን ተቐባሊን እንትቀባበሉ ኢድ ብኢድ ከምዝተትሓዙ ግዜኢ ፀብፂቡ። ከባቢኦም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ማዕድን ኣብ ክልል ዓፋር ተመዛቢሎም ንዝርከቡ ወገናት 30 ሚሊዮን ብር ድጋፍ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Nov 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ማዕድን ኣብ ክልል ዓፋር ብሰንኪ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ተመዛቢሎም ንዝርከቡ ወገናት 30 ሚሊዮን ብር ድጋፍ ገይሩ። እቲ ሓገዝ ንዝተመዛበሉን ጉድኣት ንዝበፅሖምን ወገናት ዝውዕል እንትኸውን፥ ሚኒስትር ማዕድን ኢንጂነር ታከለ ኡማ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብቲ ዞባ ሰላም ብምምፃእ ዝነኣድ ተግባር ተሳልጥ ኣላ – ኮ/ል ማክ ቶክ Gebremariam Weldegerima Nov 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሲኒየር ኮሎኔል ማክ ቶክ ፕሮግ ዝተመርሐ ወታደራዊ ልኡኽ ኣብ ግዝኣት ኣብዬ ናይ ዝተዋፈረ ግዚያዊ ሓይሊ ፀፅታ ውሕመ (ዩኒስፋ) ኣበ ኣቢዬ ዝርከብ ቀጠና ወፍሪ መበል 24 ሞተራይዝድ ሻለቃ ዓቃቢ ሰላም ተዓዚቡ። እቲ ዑደት ዋና መአዘዚ ጣብያ ሓዊሱ…