ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገር ካብ ጥፍኣት ንምድሓንከምዝተዳለዉ ምልምል ሰልጠንቲ ብር ሰለቆ ኣፍሊጦም Gebremariam Weldegerima Nov 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ሙዚቃን ቴኣትርን እዚ ምዕራብ ኣብ ቤት ትምህርቲ መሰረታዊ መሰልጠኒ ውትድርና ንመበል35 ዙር ሰልጠንቲ ስራሕቲ መድረኽ ኣቕሪቡ። ዋና ኣዛዚ እቶ ቤት ትምህርቲ መሰልጠኒ ኮሎኔል ጌታቸው ዓሊ፥ ናብቲ ማእኸል ብምምፃእ ምርኢት ኪነ-ጥበብ ንዘሰናድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብሄር መሰረት መሰረት ዝገበረ ማእሰርቲ ይካየድ ኣሎ ዝብል ሓበሬታ መሰረት ዘይብሉ ውንጀላ ኢዩ – ፖሊስ Gebremariam Weldegerima Nov 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብሄር መሰረት መሰረት ዝገበረ ማእሰርቲ እናተኻየደ ከምዝኾነ ብምምሳል ዝጋዋሕ ሓበሬታ መሰረት ዘይብሉ ውንጀላ ከምዝኾነ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ እቲ ኮሚሽን ዳይሬክተር ኮማንደር ፋሲካ ፋንታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ሓይሊ ኣብ ዋግህምራ ይድምሰስ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ብሄረሰብ ዋግህምራ ፍሉይ ሓይሊ ኣምሓራ፣ ሚሊሻ፣ ፋኖን ፃውዒት ክተትን ብዝወስዱዎ ዝተዋደደ ስጉምቲ እቲ ግብረ ራዕዲ ጉጅለ እናተደምሰሰ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ድሃና፣ ዓምደወርቅ፣ ፃግብጂ፣ ዝቋላ፣ ሳህላ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተዛበዐ ተረኽ ኣብ ምምካት ሕድሕድ ኢትዮጵያዊ ናይ ባዕሉ ግደ ክፃወት ኣለዎ – ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Nov 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ አሕመድ ኣብ ልዕሊ ሃገር ዝተኸፈተ ዝተዛበዐ ተረኽ ንደሓር ብምባልን ኣብ ምምካትን ሕድሕድ ኢትዮጵያዊ ናይ ባዕሉ ግደ ንኽፃወት ፃውዒት ኣቕሪቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማብራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲ ብልፅግናን ኮሙዩኒስት ፓርቲ ቻይናን ርክቦም ኣጠናኺሮም ከምዝቕፅሉ ኣረጋጊፆም Gebremariam Weldegerima Nov 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህን ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዚሃኦ ዚሂኦን ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልጽግና ተራኺቦም ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያን ቻይናን ኣድሂቦም ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ሞንጎ ፓርቲ ብልፅግናን ኮሙዩኒስት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጊዜያዊ መለለይ መንነት ክወስዱ ዝግብኦም ሰባት ኣብ ውሽጢ 15 መዓልቲ ክዛዝሙ ከምዘለዎም ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Nov 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ጊዜያዊ መለለይ መንነት ክወስዱ ዝግብኦም ሰባት ኣብ ውሽጢ 15 መዓልቲ ክዛዝሙ ከምዘለዎም ቢሮ ሰላምን ፅፅታን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ካብ 15 ማዓልትታት ንድሓር መለለይ መንነት ካርድ እንተይሓዙ ኣብ ዝርከቡ ሰባት ተሓተትቲ ከምዝኾኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ናብ ሰላም ንምምላስ እናተቓለሱ ከምዝኾኑ ዘመትቲ ግንባር ጋሻና ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Nov 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ጉጅለ ህወሓት ኣብ ዞባ ደቡብ ጎንደር ኣብ ዝፈፀሞ ወረራ ብዝበፅሖ ልዑል ክሳራ ዋላ ይባረር እምበር ሜልኡ ቀይሩ ናብቲ ዞባ ንምእታው ዝገብሮ ዘሎ ምንቅስቓስ ኣይሳኸዐሉን ክብሉ ኣብ ግምባር ጋሸና ዝርከቡ ዘመትቲ ተዛሪቦም፡፡ ህወሓት ኣብዚ ሰሙን ናብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ጋምቤላ ንግብረ ራዕዲ ህወሓት ተለኣኣኽቲ ዝነበሩ 24 ዕጡቓት ኢዶም ሂቦም Gebremariam Weldegerima Nov 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ክልል ጋምቤላ ንግብረ ራዕዲ ህወሓት ተለኣኣኺ ዝኾነን ንባዕሉ ግምባር ናፅነት ጋምቤላ (ግናጋ) ኢሉ ዝፅውዕ ውድብ ኣባላት ዝነበሩ 24 ዕጡቓት ኢዶም ብሰላማዊ መገዲ ሂቦም። ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሻኔን ተለኣኣኺ ብዝኾ ግናጋ ናይ ሕሶት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ምዕራባውያን ሚዲያታት ንኣፍሪካ ዘለዎ ኣረኣእያ ግጉይ እዩ ክብሉ ፕሬዚዳንት ኡሁሩ ኬንያታ ተዛሪቦም Gebremariam Weldegerima Nov 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚዲያታትን ትካላትን ምዕራባውያን ንኣፍሪካ ብምዝምልከት ዝፍንውዎም ፀብፃባት ዝተዛብዑ ብምዃኖም ንፍልፍል ሓበሬታ ከምዘይመርፁዎም ፕሬዚዳንት ኬንያ ኡሁሩ ኬንያታ ገሊፆም። እቶም ፕሬዚዳንት ‘ዘ ቢግ ፎር ኣጀንዳ’ ኣብ ዝተሰመየ መድረኽ ኣብ ዘስምዕዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጀግንነትናን ታሪኽ ወናኒነት ኣቦታትናን ዝፍተሸሉ እዋን ኢዩ – ዶ/ር ይልቃል ከፋለ Gebremariam Weldegerima Nov 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እዋኑ ጀግንነትናን ታሪኽ ወናኒነት ኣቦታትናን ዝፍተሸሉ እዋን ከምዝኾነ ርእሰ መምሕዳር ክልል ኣምሓራ ዶክተር ይልቃል ከፋለ ገሊፆም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር እዚ ዝበሉ ኣብ ከተማ ቡሬ ኣብ ዝተኻየደ ህዝባዊ ኮንፈረንስ ዞባ ምዕራብ ጎጃም ኢዩ።…