Fana: At a Speed of Life!

ሉኣላውነትን ግዝኣታዊ ሓድነትን ኢትዮጵያ ንምሕላው ናይ ህይት መስዋእትነት ንዝኸፈሉ ጀጋኑ ምስጋና ክነቕርብ ይግባእ – ኣምባሳደር ታዬ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ሉኣላውነትን ግዝኣታዊ ሓድነትን ኢትዮጵያ ንምሕላው ናይ ህይት መስዋእትነት ንዝኸፈሉ ጀጋኑ ምስጋና ክነቕርብ ይግባእ” ክብሉ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ቀዋሚ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀ ስላሰ ገሊፆም። ጥምረት ዓለም ለኸ ሕብረት…

ካብ ዓፋርን ኣምሓራን ተቐጥቂጡ ዝወፅአ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ናይ ሕነ ስጉምቲ ንምውሳድ ኣብ ዓፋር ኣብዓላ ንፁሃን ዜጋታት ቀቲሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ካብ ዓፋርን ኣምሓራን ተቐጥቂጡ ዝወፅአ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ናይ ሕነ ስጉምቲ ንምውሳድ ኣብ ዓፋር ኣብዓላ ብዝኸፈቶ ሓዱሽ ግምባር ንፁሃን ዜጋታት ቀቲሉ። ነዚ ስዒቡ ድማ መንግስቲ እቲ ክልል መግለፂ ኣውፂኡ፡፡ ኣብቲ መግለፂ ድማ ግብረ ራዕዲ…

ቁናኖ (ቁንዳላ) ሃፀይ ቴዎድሮስ ኣብ ከተማ ጎንደር ንምርኢት ህዝቢ ክቐርብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቱሪዝም ከተማ ጎንደር ንምንቕቓሕን ዋሕዚ በፃሕቲ ንምውሳኽን በዓል ጥምቀት ምኽንያት ብምግባር ንልዕሊ 150 ዓማውቲ ኣብ እንግሊዝ ፃንሒት ድሕሪ ምግባር ናብ ኢትዮጵያ ዝተመለሰ ቁናኖ (ቁንዳላ) ሃፀይ ቴዎድሮስ ኣብ ከተማ ጎንደር ንምርኢት ህዝቢ…

ተመረቕቲ ተምሃሮ ዩኒቨርሲቲ ሃረማያ ኣብ ቃላይ ሃረማያ ፅሬት ኣከካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ተመረቕቲ ተምሃሮ ዩኒቨርሲቲ ሃረማያ ኣብ ቃላይ ሃረማያ ፅሬት ኣከካይዶም። ኢንስቲትዩት ቴክኖሎጂ ዩኒቨርሲቲ ሃረማያ ኣብ ዘሰናደኦ ወፍሪ ፅሬት ተመረቕቲ ተምሃሮ ዩኒቨርሲቲ ሃረማያ ሓዊሱ ዝተፈላለዩ መዳርግቲ ኣካላት እታ ከተማ ተሳቲፎም። ስራሕቲ…

ኣብ ረቂቕ ኣዋጅ መጣየሺ ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽኽር ዘተኮረ ካልኣይ ዙር ዕላዊ ዘተ ህዝቢ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ረቂቕ ኣዋጅ መጣየሺ ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽኽር ዘተኮረ ካልኣይ ዙር ዕላዊ ዘተ ህዝቢ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ዝተረኸቡ እታወታት ከከም ኣድላይነቶም ኣብ ውሽጢ እቲ ኣዋጅ ከምዝካተቱ ካብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡…

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ክልል ዓፋር ጉድኣት ዝበፅሖም ትካላት ጥዕና ስራሕ ንምጅማር ዝሕግዝ ናውቲ ሕክምና ብሓገዝ ኣረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ክልል ዓፋር ጉድኣት ዝበፅሖም ትካላት ጥዕና ስራሕ ንምጅማር ዝሕግዝ ልዕሊ 6 ሚሊየን ግምት ዘለዎም ናውቲ ሕክምና ብሓገዝ ኣረኪቡ። እቲ ዝተገበረ ሓገዝ፥ ዝተፈላለዩ ኣፋውስ ሕክምና፣መሳርሒታት ሕክምናን ካልኦት…

በቲ ወራሪ ጉጅለ ተታሒዞም ዝነበሩ ከባቢታት ብዘኹርዕ ኩነታት ናፃ ምውፃእ ተኻኢሉ – ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብግብረ ራዕዲ ጉጅለ ህወሓት ተታሒዞም ዝነበሩ ከባቢታት ናፃ ምውፃኦም ስዒቡ ዜጋታት ናብ መረበቶም ንምምላስ እናተሰርሐ ከምዝርከብ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ሚኒስትር ዲኤታ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ሰላማዊት ካሳ ኣብ እዋናዊ…

ብብርኪ ሃገር መድረኽ ርክብ ኣፈፀምቲ ሕጊ መንግስቲ ፌዴራልን ክልልን ኣብ ከተማ ሰመራ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ሃገር መድረኽ ርክብ ኣፈፀምቲ ሕጊ መንግስቲ ፌዴራልን ክልልን ኣብ ከተማ ሰመራ ሎሚ መዓልቲ ተጀሚሩ። ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ፣ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃን ኣይተ ደመቀ መኮንን ርእሰ ምምሕዳር ክልላትን…

ብዝራእቲ ካብ ዝተሸፈነ 6 ነጥቢ 3 ሚሊየን ሄክታር መሬት ልዕሊ 4 ነጥቢ 8 ሚሊየን ሄክታር መሬት ዝተዘርአ ዝራእቲ ተኣኪቡ – ኮሙዩኒኬሽን ክልል…

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2013 ዓ.ም ብዝራእቲ ካብ ዝተሸፈነ 6 ነጥቢ 3 ሚሊየን ሄክታር መሬት ኣብ ልዕሊ 4 ነጥቢ 8 ሚሊየን ሄክታር መሬት ዝተዘርአ ዝራእቲ ከምዝተኣከበ ሓላፊ ቢሮ ኮሙዩኒኬሽን ክልል ኦሮሚያ ሃይሉ ኣዱኛ ኣፍሊጦም፡፡ ሉኣላውነት ሃገር ካብ ምሕላው…

ናይ ሕሶት ፀብፃባት ኣብ ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ ዘብፀሖ ፅዕንቶን መፍትሒኡን ብዝብል ርዕሲ ምኽኽር ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዩኒቨርሲቲ ባህር ዳር "ናይ ሕሶት ፀብፃባት ኣብ ኢትዮጵያ ዲፕሎማሲ ዘብፀሖ ፅዕንቶን መፍትሒኡን" ኣብ ዝብል ርእሲ መድረኽ ዘተ ይካየድ ኣሎ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ኣማኻሪ ማሕበራዊ ጉዳያት ቐዳማይ ሚኒስትር ሙሐዘ ጥበባት ዲያቆን ዳንኤል ክብረት፣…