ኣብ ኢትዮጵያ ሰላምን ምርግጋዕን ንምምፃእ ኣዋጅ ህፁፅ ጊዘ ምልዓሉ ቅኑዕ ስጉምቲ ኢዩ-ቱርኪ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ሰላምን ምርግጋዕን ንምምፃእ ኣዋጅ ህፁፅ ጊዘ ምልዓሉ ቅኑዕ ስጉምቲ ኢዩ ከትብል ቱርኪ ገሊፃ።
ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር፥ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ እቲ ኣዋጅ ክለዓል ምውሳኑ እታ ሃገር በእወንታ ከምእትርእዮን አትቕበሎን…