Fana: At a Speed of Life!

ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኣይተ ኦርዲን በድሪ ናብ ሰመራ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኣይተ ኦርዲን በድሪ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ክልል ዓፋር ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ተጎዳእቲ ዝኾኑ ክፋላት ሕብረተሰብ ንምርኣይን መሊስካ ንምጥያሽን ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ሓገዝ ንምግባር ናብ ሰመራ ኣቲዩ። ምስቶም ርእሰ…

ከተማታት ሰመራ፣ ሎጊያ፣ ዱብቲ፣ ኣይሳኢታ፣ ሚሌ፣ ዲችኦቶ፣ ኤሊዳኣርን ጋላፊን ዳግም ሓይሊ ኤሌክትሪክ ረኺበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ከተማታት ሰመራ፣ ሎጊያ፣ ዱብቲ፣ ኣይሳኢታ፣ ሚሌ፣ ዲችኦቶ፣ ኤሊዳኣርን ጋላፊን ዳግም ሓይሊ ኤሌክትሪክ ከምዝረኸባ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልል ዓፋር ወረራ ኣብ ዝገበረሉ እዋን ኣብ መሰረተ ልምዓት…

ኢትዮጵያውያን እናገበሩዎ ዝርከቡ ሓገዝ ጉድኣት ዝበፅሖ ህዝብና ንምጥያሽ ዘኸእል ኢዩ – ዶ/ር ይልቃል ከፋለ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)“መላእ ኢትዮጵያውያን እናገበሩዎ ዝርከቡ ሓገዝ ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ጉድኣት ዝበፅሖ ህዝብና ንምጥያሽ ዘኸእል ኢዩ ክብሉ ርእሰ መምሕዳር ክልል ኣምሓራ ዶክተር ይልቃል ከፋለ ገሊፆም። ሚኒስቴር ፍትሒ ምስ ማሕበር ጠበቓታትን ሰብ ሞያ ሕጊን ኢትዮጵያ…

ፈረንሳይ ተወሳኺ 2 ሚሊየን ዶላር ንኢትዮጵያ ሓገዝ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈረንሳይ ተወሳኺ 2 ሚሊየን ዶላር ንኢትዮጵያ ሓገዝ ምግባራ ኣፍሊጣ። እቲ ሓገዝ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ኢትዮጵያን ኣብ ሰለስቲአን ክልላት ሰብኣዊ ሓገዝ ንዘድልዮም ሰባት ዝውዕል ኢዩ ምባሉ ካብ ኤምባሲ ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ 7 ሺሕ ዝኸውን ጠያይቲ ክላሽንኮቭ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውሽጣዊ ኣካል ተሽከርካሪ ተሓቢኡ ዝኣተወ ልዕሊ 6 ሺሕ ጠያይቲ ክላሽንኮቭነወ ዝናር ብሬንን ምስ ብሄራዊ ኣገልግሎት ድሕንነትን ሓበሬታን ብምትሕብባር ክሕዝ ከምዝኸኣለ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። መበገሲኣ ከተማ ባህርዳር ዝገበረት ቁፅሪ ሰሌዳ…

ኢትዮ ቴሌኮምን ፖሊስ ፌደራልን ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝዓነው ትካላት መሊስካ ንምጥያሽ ዘኽእሉ ናውትታት ድጋፍ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮምን ፖሊስ ፌደራልን ኣብ ክልል ኣምሓራ ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝዓነው 178 ጣብያታት ፖሊስን ሓሙሽተ መምርሕታት ዞባ ፖሊስን መሊስኻ ንምጥያሽ ዝኸውን ብር 10 ሚሊየን ግምት ዘለዎም ንቢሮ ዝዀኑ ቀረብ ናውትታት ድጋፍ ገይሮም። ኣብቲ…

መንግስቲ እስራኤል ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ዝኸውን ሓገዝ ናውቲ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲን ህዝቢን እስራኤል ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ዝኸውን 14 ቶን ሓገዝ ናውቲ ገይሮም። መንግስቲ እስራኤል በቲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ምኽንያት ካብ መረበቶም ተመዛቢሎም ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ንዝርከቡ ዜጋታትን በቲ ኲናት ንዝበፅሖም ክፋላት ሕብረተሰብ…

ኣብ ከተማ ውጫሌ ኣርባዕተ ኣባላት ስድራቤት በቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ብዝተተኮሰ መድፍዕ ተቐቲሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ውጫሌ ኣርባዕተ ኣባላት ስድራቤት በቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ብዝተተኮሰ መድፍዕ ከምዝተቐተሉ መሰኻኽር ዓይኒ ተዛሪቦም። 'ኢትዮጵያን ንምፍራስ ናብ ሲኦል ክንወርድ ኢና' ብምባል ናይ ጥፍኣት ኢዱ ዝዘርገሐ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ልዕሊ…

ኣብ ወፃኢ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ናብ ውሽጢ ዓዲ ዝግበር ጉዕዞ ኣመልኪቶምን ንዝተመዛበሉ ወገናት ምሕጋዝ ኣብ ዝኽእልሉ ኩነታት ኣድሂቦም ምይይጥ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ኮሎራዶ፤ ሲያትል፤ ከምኡ እውን ኣብ ስዊዘርላንድ ጄኔቫን ከባቢኣን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ብቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ዝተገበረ ፃውዒት በዓል ልደት ኣብ ኢትዮጵያ ንምብዓል ኣመልኪቱ ንዝተመዛበሉ ወገናት ንምሕጋዝ…

ስርዓተ ትምህርቲ ንምምሕያሽ ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት ዘተ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲን ዩኒቨርሲቲ ሰመራን ስርዓተ ትምህርቲ ንምምሕያሽ ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት ዘተ ኣካይዶም፡፡ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ስርዓተ ትምህርቲ ዝርከበሉ ብርኪ ዘርኢ ዘተ ኣብ ዝተፈላለያ ዩኒቨርሲቲታት እናተኻየደ እንትኾን÷ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሰመራ…