ኣብ በጀት ዓመት 2013 ዓመት ብወገን ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣቢሉ 2 ነጥቢ 64 ቢሊየን ዶላር ናብ ሃገር ኣቲዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2013 ዓመት ብወገን ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣቢሉ 2 ነጥቢ 64 ቢሊየን ዶላር ናብ ሃገር ከምዝኣተወ እቲ ባንኪ ኣፍሊጡ።
እቲ ባንኪ መበል 23 ዙር “የሽርፉ ይሸለሙ” መበረታትዒ ሸርፊ ወፃኢ፥ ስነ-ስርዓት ምውፃእ ዕፃ ተኻይዱ።…