Fana: At a Speed of Life!

ኣባላት ሓዱሽ ቤት ምኽሪ ሃረሪ ክልል ስልጠና ይወሃቦም ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ሓዱሽ ቤት ምኽሪ ሃረሪ ክልል ኣብ ክሊ ኣሰራርሓ፣ ስነ ምግባርን ደንቢን ስልጠና ይወሃቦም ኣሎ ተባሂሉ። አፈ ጉባዔ እቲ ቤት ምኽሪ ወ/ሮ ኣዲስዓለም በዛብህ÷ ኣብ ሻድሻይ ምርጫ ተወዳዲሮም ናብቲ ቤት ምኽሪ ዝኣተዉ ኣባላት ህዝቢ መሰረት…

መድረኽ ምንቕናቕ መናእሰይ ክልል ዓፋር ኣብ ከተማ ሰመራ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) መድረኽ ምንቕናቕ መናእሰይ ክልል ዓፋር ኣብ ከተማ ሰመራ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ መናእሰይ እቲ ክልል፣ ደቂ ኣኒስቲዮን ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብን ከምዝተሳተፉ ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ እቲ ክልል ፀብፂቡ። ጉጅለ ራዕዲ ህወሓት ኣብዚ…

ዓለም ለኸ ኮንፈረንስ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ንምናእሰይ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ኮንፈረንስ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ንምናእሰይ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸባ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳይ ደቂ ኣንስቲዮን ማሕበራዊን ወይዘሮ ሙና አህመድ፥ ኢትዮጵያ ኣብ ኣፍሪካ ብኣንፃራዊነት ብፍጥነት ኣብ ምዕባይ…

ሕብረት ኣውሮፓ ብዘይስምምዕነት ተበቲኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ብዘይስምምዕነት ምብታኑ ዝተወሰና ሃገራት ናይ ባዕለን ረብሓ ኣስሊሐን ዝገብርኡ ፅዕንቶ ካልኦት ሃገራት ተሓባበርቲ ዘይምዃነን ዘርኣየ ኢዩ ክብሉ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ገሊፆም። ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ…

ሃዋሳ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ምስ ብሄራዊ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ኬኒያ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ከቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃዋሳ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ምስ ብሄራዊ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ኬኒያ ብሓባር ኣብ ዓውዲ ጨርቃመርቂ ኢንዳስትሪ ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ከቲሙ። እቲ ስምምዕነት ንተምሃሮን መምህራን ክልቲአን ኮሌጃት ምልውዋጥ ልምዲን ሽግግር ፍልጠትን ካብ ዝህቦ ረብሓ…

ዘ ቴሌግራፍ ኣብ ጉዳይ ኢትዮጵያ ዝተሰሓሓተ ፀብፃብ ምቕራቡ ከምዝቐፀለሉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘ ቴሌግራፍ ኣብ ጉዳይ ኢትዮጵያ ዝተሰሓሓተ ፀብፃብ ምቕራቡ ከምዝቐፀለሉ መፃረዪ ሓበሬታ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣብ ኢትዮጵያ እዋናዊ ኩናተት ዝወፅኡ ዝተሰሓሓቱ ሓበሬታታት ዘጋልፅ መፃረዪ ሓበሬታ “ፋክት ቼክ ኢትዮጵያ” ከምዝበሎ፥ ዘ…

ዲፕሎማታት ብሄራዊ ረብሓ እዛ ሃገር ንምኽባር ካብ ዝኾነ ይኹን እዋን ንላዕሊ ክሰርሑ ኣለለዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፤ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ንዲፕሎማታት፣ ሰራሕተኛታትን ተፀዋዕቲ ትካላትን ብኽልተ ዙር ዘካየዶ ስልጠና ምዝዛሙ ስዒቡ መዕፀዊ መርሃ ግብሪ ኣብ ኣደባባይ ሕውነት ኣካይዱ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዝተዓደሙ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳይ ወፃኢን ኣይተ…

ክዳን ፈላሲ ተኸዲኑ እናጭበርበረ ዝነበረ ውልቀሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፤ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ከተማ ደብረ ብርሃን ክዳን ፈላሲ ተኸዲኑ እናጭበርበረ ዝነበረ ውልቀሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓለ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቤት ፅሕፈት ኮማንደር ታዬ ሃብተጊዮርጊስ፥ 27 መስከረም 2014 ዓ.ም ኣብታ ከተማ ቀበሌ 2…

ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታ ክልላት ኦሮሚያን ቤኒንሻንጉል ጉሙዝን ልኡኽቶ ጥፍኣት ግብረ ራዕዳውያን ሸኔን ህወሓትን ንምፍሻል ይሰርሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፤ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታ ክልላት ኦሮሚያን ቤኒንሻንጉል ጉሙዝን ልኡኽቶ ጥፍኣት ግብረ ራዕዳውያን ሸኔን ህወሓትን ንምፍሻል እናሰርሐ ምዃኑ ኣፍሊጡ። ኮሚሽነራት ፖሊስ እተን ክልላት ከምዝሓበሩዎ፥ ምስ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብምንባብ ኣብ ልዕሊ ህይወት…

ብደምን ዓፅሚን ኣቦታትና ዝተሃነፀት ሃገር ንወራሪ ኣሕሊፍና ኣይንህብን – መናእሰይ ደሴን ከባቢኣን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መናእሰይ ከተማ ደሴንከባቢኣን ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል፣ ፍሉይ ሓይሊ ኣምሓራን ሚሊሻን ብምዃን ሓይሊ ግብረ ራዕዲ ትህነግ ንምድምሳስ ናብ ግምባር ከምዝዘመቱ ገሊፆም። እቶም መናእሰይ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልል ኣምሓራ እናፈፀሞ ዝርከብ ግፍዒ…