ኣብ ውሽጢ ሓፂር እዋን ዝተፀገሙ ክፋላት ሕብረተሰብ ብምድጋፍ ንከባቢያዊ ለውጢ ኣየር ምቅላስ የድሊ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውሽጢ ሓፂር እዋን ዝተፀገሙ ክፋላት ሕብረተሰብ ብምድጋፍ ንከባቢያዊ ለውጢ ኣየር ምቅላስ ከምዘድሊ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
ቀዳማይ ኣቢይ ኣሕመድ ኣቢይ ኣሕመድን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳን ዘካተተ ጉጅለ…