ኣብ መሰልጠኒ ሁርሶ እናሰልጠኑ ዝርከቡ ምልምላት ዘብዓቢ ሃገሮም ንምኻን መስዋእትነት ንምኽፋል ቆራፃት ከምዝኾኑ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ጥቅም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ማእኸል መሰልጠኒ ኮንተንጀንት ምኽባር ሰላም ሁርሶ መሰረታዊ ውትድርና እናሰልጠኑ ዝርከቡ ምልምላት ዘብዓቢ ሃገሮም ንምኻንን መስዋእትነት ንምኽፋልን ቆራፃት ከምዝኾኑ ተገሊፁ።
ኣዛዚ እቲ ማእኸል መሰልጠኒ ኮሎኔል ኣዲሱ ተርፋሳ፥ ኣብቲ ቤት…