ፕሬዚደንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ን35 ፅጉማት ኣዴታት መጀመሪ ስራሕ ሓገዝ ገንዘብ ገይረን
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚደንት ፌደርኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ዝነብራሉ ከባቢ ኣብ ፀገም ንዝነበሩ 35 ኣዴታት መጀመሪ ስራሕ ሓገዝ ከምዝገበራ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ኣፍሊጡ።
ፕሬዚደንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ዝነብራሉ ክፍለ ከተማ ኣራዳ ወረዳ 8 ኣብ ፀገም ንዝርከባ ደቂ…