ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣባል ሃገራት ጉጅለ 20 ንኣፍጋኒስታን ሓገዝ ንምግባር ተስማዕሚዐን Gebremariam Weldegerima Oct 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣባል ሃገራት ጉጅለ 20 ሰብኣዊ ቅልውላው ኣፍጋኒስታን ንምፍታሕ ሓገዝ ንምግባር ከምዝተስማዕማዓ ተገሊፁ። ቀዳማይ ሚኒስትር ጣሊያን ማሪዮ ድራጊ ኣበቲ እዋን ከምዝገለፁዎ፥ ሰብኣዊ ቅልውላው ንምውጋድ ብሓባር ክንሰርሕ ይግባእ። ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ወፍሪ ህልውና ሞያዊ ኣገልግሎት ንዝህቡ 40 ሰብ ሞያ ጥዕና ምፍናው ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Oct 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ወፍሪ ህልውና ሞያዊ ኣገልግሎት ንዝህቡ 40 ሰብ ሞያ ጥዕና ምፍናው ገይሩ። እቲ ምምሕዳር ከተማ ካብ ዝተፈላለዩ ሆስፒታላት ንዝተውፃእፅኡን ሞያዊ ሓገዝ ንዝገብሩን ሰብ ሞያ ጥዕና ኢዩ ን7ይ ግዘ ምፍናው ገይሩ ዘሎ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ከተማ ጎንደር ኣይተ ዘውዱ ማለደን ተቀዳሚ ምክትል ከንቲባ ንክኾኑ ሸይሙዎም Gebremariam Weldegerima Oct 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ቤት ምኽሪ ከተማ ጎንደር ኣይተ ዘውዱ ማለደን ተቀዳሚ ምክትል ከንቲባ ንክኾኑ ሸይሙዎም። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዘካይዶ ዘሎ ስሩዕ ጉባኤ፥ ኣይተ ባዩ ኣቡሃይ ክብረት ምክትል ከንቲባ ንክኾኑ ሰይሙ። ብሙሉጌታ ደሴ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ዞባ ኣርሲ ወረዳ ሄጦሳ ኣብ ዝለምዐ ስርናይ ዑደት ይገብሩ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Oct 13, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምት፣2014 (ኤፍ ቢሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዞባ ኣርሲ ወረዳ ሄጦሳ ኣብ ዝለምዐ ስርናይ ዑደት ይገብሩ ኣለዉ። ኣብቲ ዑደት፥ ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ሃይለማሪያም ደሳለይ፣ ርእስ ምምሕሰዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳን ካልኦት ርእሳነ ምምሕዳራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣብ ክልላት ሃረሪ፣ ሶማሌን ደቡብን ዝተኻየደ መረፃ ውፅኢት ዕላዊ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Oct 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣብ ክልላት ሃረሪ፣ ሶማሌን ደቡብን ዝተኻየደ መረፃ ውፅኢት ዕላዊ ገይሩ። እቲ ቦርድ ኣብተን ክልላት ኣብ ቀረባ እዋን ተኻየደ ሓፈሳ መረጻ ኣመልኪቱ መግለፂ ኣውፂኡ። የመግለጫው ሙሉ ቃል የሚከተለው ነው። እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ን150 ዓይነ ስዉራን ዘበናዊ ሓጋዚ መሳርሒ ኣበርኪቱ Gebremariam Weldegerima Oct 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ን150 ዓይነ ስዉራን ዘበናዊ ሓጋዚ መሳርሒ ኣበርኪቱ። እቲ መሳርሒ ካብ ሃገረ እስራኤል ብዝወፅኡ ሰብ ሞያ ኣቢሉ ምስ ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ብምትሕብባር ን150 ዓይነ ስዉራን ስልጠና ተገይሩ ከምዝተውሃቦም…
ቢዝነስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ “ሳብሬ” ምስ ዝተብሃለ ኣቕራቢ ቴክኖሎጂ ሶፍትዌር ኮርፖሬሽን ዝነበሮ ውዕሊ ስምምዕነት ኣሐዲሱ Gebremariam Weldegerima Oct 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ “ሳብሬ” ምስ ዝተብሃለ ኣቕራቢ ቴክኖሎጂ ሶፍትዌር ኮርፖሬሽን ዝነበሮ ውዕሊ ስምምዕነት ኣሐዲሱ። እቲ መፈዲ ኣየር ምስ ሳብሬ ዝኣተዎ ንነዊሕ እዋን ዘፅነሖ ስትራቴጂካዊ ሽርክና ኣሐዲሱ ዘሎ፥ ንዝቕፅሉ ሸውዓተ ዓመታት ብውሕዱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉድለት ፅሬት ዘለዎም ፍርያታት ናብ ሃገር ከየኣትዉ ተኣጊዶም Gebremariam Weldegerima Oct 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ደረጃ ፅሬት ኢትዮጵያ ዘየማልኡ ኣተውቲ ኣቑሑት ናብ ሃገር ከየኣትዉ ከምዝተኣገዱ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ። ኣብ ሰለስተ ወርሒ መጀመርታ በጀት ዓመት ኣተውቲ ፍርያታት ብዝተገበረ ፍተሻ ላብራቶሪን ስራሕቲ ኢንስፔክሽንን ትሕቲ ደረጃ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሱልጣን ኦማን ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ መልእኽቲ መግለፂ ሓጎስ ልኢኾም Gebremariam Weldegerima Oct 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሱልጣን ኦማን ሄይትሃም ቢን ጣሪቅ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ቀዳማይ ሚኒስትር ኮይኖም ብምሻሞም መልእኽቲ መግለፂ ሓጎስ ልኢኾም። ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝሓለፈ 24 መስከረም 2014 ዓ.ም ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኮይኖም ምምራፆም ስዒቡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣሜሪካ ንኣጉዋ ካብ ኢትዮጵያ ንምእጋድ ዘርአየቶ ድሌት ኣብ ህልውና ብዙሓት ኢትዮጵያውያን ዘነፃፀረ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Oct 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ን”ኣጉዋ” ካብ ኢትዮጵያ ንምእጋድ ዘርአየቶ ድሌት ኣብ ህልውና ብዙሓት ኢትዮጵያውያን ዘነፃፀረ ከምዝኾነ ሰራሕተኛታት ፓርክ ኢንዱስትሪ ሃዋሳ ገሊፆም። ጋዜጠኛታት ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ኣብቲ ፓርክ ዑደት ዝገበሩ እንትኾኑ፥ ምስ ኣፍረይቲ…