Fana: At a Speed of Life!

ብሽም ዴሞክራሲን ሰብኣዊ መሰልን፤ ዝግበር ሃገር ናይ ምፍራስ ፈተነ፤ ኣብ ኢትዮጵያ ጥራይ ደው ዝብል – ሻለቃ ኣትሌት ሃይለ ገብረስላሴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ብሽም ዴሞክራሲን ሰብኣዊ መሰልን፤ ዝግበር ሃገር ናይ ምፍራስ ፈተነ፤ ኣብ ኢትዮጵያ ጥራይ ደው ዝብል ብዘይምኳኑ ኣፍሪካውያን እውን ኣብ ወፍሪ #ይኣክል ብሰፊሑ ክፅንበሩ ኣለዎም ክብል ሻለቃ ኣትሌት ሃይለ ገብረስላሴ ፃውዒት ኣቅሪቡ። ገለ ምዕራባውያን…

ኣብ ኩባንያታት ፓርክታት ኢንዱስትሪ  ዘጋትምዎም ፀገማት ክቕረፍሉ ኣብ ዝኽእልሉ ዘተ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ኩባንያታት ፓርክታት ኢንዱስትሪ  ዘጋትምዎም ፀገማት ክቕረፍሉ ኣብ ዝኽእልሉ ዘተ ተኻይዱ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ዘተ፤ ሚኒስትር ዴኤታ ገንዘብ ዶክተር እዮብ ተካልኝ፣ ዋና  ኣፈፃሚ ስራሕ ልምዓት ኮርፖሬሽን ፓርክታት ኢንዱስትሪ አቶ ሳንዶካን ደበበ፣…

ንኢትዮጵያ ሻይጦም ከስቢ ንምርካብ ዝፅዕሩ ባንዳታት ኩሉ ግዘ ኸሰርቲ  እዮም – ዲያቆን ዳንኤል ክብረት

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ንኢትዮጵያ ብምሻጥ ከስቢ ንምርካብ ዝፅዕሩ ባንዳታት ኩሉ ግዘ ኸሰርቲ  እዮም፤ ክብርን  ሉኣላውነትን ኢትዮጵያ ብቖራፅ ደቃ ተኸቢሩ ንዘልኣለም ክነብር እዩ ክብሉ ኣማኻሪ ማሕበራዊ ጉዳያት ቐዳማይ ሚኒስተር ዲያቆን ዳንኤል ክብረት  ገሊፆም። ግበረ ራዕዲ…

ካብ እዚ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ዝተመሓላለፈ መተሓሳሰቢ

ኣብ ሰሜን ሸዋ፤ ደቡብ ወሎን፤ ዞባታት ብሄረሰብ ኦሮሞ ኣብ ከባቢታት ሰሜን ወሎ እትርከቡ ኩሉኹም ሀ/ ንዕጡቓት ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ጅግና ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ምስ ካልኦት ሓይልታት ፀጥታ ብዝገበርዎ ልዑል መጥቃዕቲ ፀላኢ ናብ ዝኣትዎ ስኢኑ ኣብ ቅልውላው ይርከብ። ዝከአሎ ጉሒሉ፤ ዘይከኣሎ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ናብ ግንባር ምውፋሮም ንህዝቢ ዓፋር ዓብይ መልእኽቲ ኣለዎ – ኢ/ር አይሻ መሓመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ናብ ግንባር ምውፋሮም ንህዝቢ ዓፋር ዓብይ መልእኽቲ ከምዘለዎ ሚኒስትር መስኖን ከባብታት ቆላን ኢንጂነር አይሻ መሓመድ ተዛሪበን፡፡ እተን ሚኒስትር "ሃገር ናይ ምድሓን ፃዊዒትን ቓልሲ ዓፋርን "ኣብ ዝብል ርእሰ ጉዳይ…

ኣካዳሚ ኣመራርሓ ልህቀት ኣፍሪካ ንሰራዊት ምክልኻልን ዝተመዛበሉ ዜጋታትን ልዕሊ 15 ሚሊየን ዝግመት ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣካዳሚ ኣመራርሓ ልህቀት ኣፍሪካ ንሰራዊት ምክልኻልን ዝተመዛበሉ ዜጋታትን ዝውዕል ልዕሊ 15 ሚሊየን ዝግመት ሓገዝ ገይሩ። እቲ ኣካዳሚ 10 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ግምት ዘለዎም ፍርናሻት፣ ኣንሶላን ካልኦት ናውቲን ከምኡ እውን 4 ሚሊየን ብር…

ፀላኢ ተሳዒሩ እዩ፤ ቀፃሊ ስራሕትና ንፀላኢ ምብታንን ምድምሳስን እዩ ዝኸውን – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ፀላኢ ተሳዒሩ እዩ፤ ቀፃሊ ስራሕትና ንፀላኢ ምብታንን ምድምሳስን እዩ” ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ተዛሪቦም። ሐዚ ዘጋጠመና ፀላኢ ዝዘርፍ፣ ዝሰርቕ፣ ዝደፍር፣ ንደቂኣንስትዮ ክብሪ ዘየብሉን ገዛእ-ርእሱ ኣዋሪዱ ንዓና እውን ከዋርድ ዝደሊ…

ምክትል ሊቀመንበር ሪፐብሊካን ኮሎራዶ ናብ ምንቅስቓስ #ይኣክል ተፀምቢረን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ካብ ዘለዋ ምክትል ሊቀመንበር ሪፐብሊካን ኮሎራዶ ፐርሲላ ራሃን፤ መንግስቲ ጆ-ባይደን ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝሓዞ ቅዋም ከምዝቃወማ ኣፍሊጠን። እተን ምክትል ሊቀመንበር ምስ ሲቪል ካውንስል ኢትዮጵያ-ኣሜሪካውያን ኣብ ዝገበረኦ ኣኼባ…

ንጉጅለ ህወሓት ዝተሰለፉ ኩሎም ኢዶም ብሰላም ንክህቡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ፀዊዖም

ሰበር ዜና! ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር 2014 ዓ.ም፣ (ኤፍ ቢ ሲ)ንጉጅለ ህወሓት ዝተሰለፉ ኩሎም ኢዶም ብሰላም ንክህቡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ተዛሪቦም። ኣብ ግንባር ተረኺቦም ኣብቲ ናይ ፈለማ ግንባር ናይ መወዳእታ ዕድል ዝፈተንዎ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ፤ ኣብ…

ናይ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ናይ ዝተፈላለያ ሃገራት ባጤራ እናራብሑ ዝነበሩ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ናይ ዝተፈላለያ ሃገራት ባጤራ እናራብሑ ዝነበሩ ክልተ ዜጋታተር ወፃኢ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም። ሓደ ካሜሮናዊን ሓደ ኮትዲቧዊን ዜግነት ዘለዎም ውልቀ ሰባት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ ወረዳ 2 ኣማዶ ፔንሲዮንን ኣብ…