ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝተፈላለያ ቤት ዕዮ ሚኒስትራት መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ተኸቢሩ Gebremariam Weldegerima Oct 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ቤት ዕዮ ሚኒስትራት መበል 14 መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ተኸቢሩ። በዚሁ መሰረትም ገንዘብ ሚኒስቴር፣ ገቢዎች ሚኒስቴር እና የስራና ክህሎት ሚኒስቴር መስሪያ ቤቶች አክብረዋል ብመሰረት እዚ፦ ቤት ዕዮጣት ሚኒስቴር ገንዘብ፣ ሚኒስቴር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ኣብ ሓዱሽ ምዕራፍ ብዝተማልአ ሉኡላዊነት ንብራኸ ሰንደቕ ዓላማና!” ብዝብል መሪሕ ቃል መበል 14 ብሄራዊ መዓልቲ ሰንደቕ ዓላማ ይኽበር… Gebremariam Weldegerima Oct 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)"ኣብ ሓዱሽ ምዕራፍ ብዝተማልአ ሉኡላዊነት ንብራኸ ሰንደቕ ዓላማና!" ብዝብል መሪሕ ቃል መበል 14 ብሄራዊ መዓልቲ ሰንደቕ ዓላማ ኣብ ቀፅሪ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ ክብረ በዓል ፕሬዚዳንት ፌዴሬኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ሓዊሱ ኣፈ ጉባኤ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሓዱሽ መንግስቲ ንዝተሸሙ ሚኒስትራትን ላዕለዎት ኣመራርሓን ስልጠና ይወሃብ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ብሓዱሽ መንግስቲ ንዝተሸሙ ሚኒስትራትን ላዕለዎት ኣመራርሓን ኣብ ኣካዳሚ ኣመራርሓ ልህቀት ኣፍሪካ ስልጠና ይወሃብ ኣሎ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ መኽፈቲ እቲ ስልጠና ተረኺቦም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ኣመራርሓ ብንፁህ ኢድን ብቕንዕናን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)"ኣብ ሓዱሽ ምዕራፍ ብዝተማልአ ሉኡላዊነት ንብራኸ ሰንደቕ ዓላማና!" ብዝብል መሪሕ ቃል መበል 14 ብሄራዊ መዓልቲ ሰንደቕ ዓላማ ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፣ ኣፈ ጉባኤ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝሐሸ ኣፈፃፅማ ስራሕ ንዘመዝገቡ ኣባላት ሓይሊ ሓለዋ ሪፐብሊክ ዕቤት መዓርግ ተዋሂቡ Gebremariam Weldegerima Oct 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ፃንሒት ግዘኦም ዝዛዘሙን ዝሐሸ ኣፈፃፅማ ስራሕ ንዘመዝገቡ ኣባላትን ኣመራርሓን ሓይሊ ሓለዋ ሪፐብሊክ ዕቤት መዓርግ ተዋሂቡ። ዕቤት መዓርግ ዝተውሃቦም ኣካላት፥ ካብ በዓል ካሊእ መዓርጋት ክሳብ ልዑል ወታደራዊ ኣራርሓታት ኢዮም። ንተሸምቲ መዓርግ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 2ይ ሃገር ለኸ ወርሒ ድሕንነት ሳይበር ብዕሊ ክጅመር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Oct 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)2ይ ሃገር ለኸ ወርሒ ድሕንነት ሳይበር “ድሕንነት ሳይበር ሓበራዊ ሓላፍነት! ንፍለጥ! ንጠንቀቕ” ብዝብል መሪሕ ቃል ከምዝጅመር ኤጀንሲ መረበብ ሓበሬታ ድሕንነት ኣፍሊጡ። እስከ ጥቅምት 30 ቀን 2014 ዓ.ም ድረስም በተለያዩ ስነ-ሥርዓቶች…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ መርሃ ግብሪ ዘበነ ትምህርቲ 2014 ኣጀሚረን Gebremariam Weldegerima Oct 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ 1ይ ቤት ትምህርቲ ኣዲስ ምዕራፍ መርሃ ግብሪ ዘበነ ትምህርቲ 2014 ኣጀሚረን። ኣብቲ ቤት ትምህርቲ፥ እተን ከንቲባ ከምኡ እውን ካልኦት ኣመራርሓታት ተረኺቦም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዓልቲ ሰንደቕ ዓላማ ሎሚ መዓልቲ ክኽበር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Oct 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)"ኣብ ሓዱሽ ምዕራፍ ብዝተማልአ ሉኡላዊነት ንብራኸ ሰንደቕ ዓላማና!" ብዝብል መሪሕ ቃል መበል 14 ብሄራዊ መዓልቲ ሰንደቕ ዓላማ ፅባሕ ክኽበር ኢዩ፡፡ ብመሰረት እዚ ኣብ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከባ ኩለን መንግስታዊን ዘይመንግታዊን ትካላት፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ምብራቕ ምድብ ሓይሊ ኣየር ብኣፈፃፅማ ስራሕ ንዝተመስገኑ ኣባላት ምድብ ሰራዊት መዓርግ ተዋሂቡ Gebremariam Weldegerima Oct 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2014 ዓ.ም( ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምብራቕ ምድብ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ብኣፈፃፅማ ስራሕ ንዝተመስገኑን ኣብ ፃንሒት ጊዜኦም ብፅቡቕ ወተሃደራዊ ዲሲፕሊን ንዝሸኑን ኣባላት ምድብ ሰራዊት መዓርግ ተዋሂቡ። ነቶም ተሸወምቲ መዓርግ ብምልባስ መደረ መምርሒ ስራሕ ዝገበሩ ኣዛዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዓልቲ ሰንደቕ ዓላማ ፅባሕ ክኽበር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Oct 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) "ኣብ ሓዱሽ ምዕራፍ ብዝተማልአ ሉኡላዊነት ንሰንደቕ ዓላማና ከፍታ!" ብዝብል መሪሕ ቃል መበል 14 ብሄራዊ መዓልቲ ሰንደቕ ዓላማ ፅባሕ ክኽበር ኢዩ፡፡ ብመሰረት እዚ ኣብ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከባ ኩለን መንግስታዊን ዘይመንግታዊን…