Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ልዕሊ ግብረ ራዕዲ እናተወሰደ ዝርከብ ስጉምቲ ተጠናኺሩ ይቕፅ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምብራቕ ጉጂ ወረዳ ጎሮ ዶላ ኣብ ልዕሊ ሓይሊ ግብረ ራዕዲ እናተወሰደ ዝርከብ ስጉምቲ ተጠናኺሩ እናቐፀለ ምዃኑ ተገሊፁ። እቲ ጉጅለ ኣብ ልዕሊ ሓይሊታት ፀፅታ ብዝኸፈቶ ውግእ ብዙሓት ዕጡቓት እቲ ጉጅለ እንትቕተሉ፥ ብዙሓት ድማ ከምዝቖሰሉ…

ዋሊያታትን ባፋና ባፋናን ኣብ ዘካየዱዎ ፀወታ ባፋናባፋና 3 ን 1 ስዒሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ዋሊያታት ኣብ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም ምስ ሃገራዊት ጋንታ ደቡብ ኣፍሪካ ጋፋና ባፋና ዝተፃወታ እንትኾና፥ ደቡብ ኣፍሪካ 3 ን 1 ብዝኆነ ውፅኢት ተዓዊታ። ኣብቲ ፀወታ ደቡብ ኣፍሪካዊ ፀፃዋቲ ኣብ መበል 46 ደቒቕ…

ኣብ ብራዚል ብቫይረስ ኮሮና ህይወቶም ዝሰኣኑ ሰባት ቁፅሮም ካብ 600 ሺሕ ዛይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ብራዚል ብቫይረስ ኮሮና ህይወቶም ዝሰኣኑ ሰባት ቁፅሮም ካብ 600 ሺሕ ከምዝዛየደ ተገሊፁ። ብምኽንያት እዚ ድማ ብራዚል ካብ ኣሜሪካ ቀፂላ ልዑል ቁፅ ዘለዎም ሰባት ህይወቶም ዝሓለፉ ሰባት ዘተኣናገደት ካልአይቲ ሃገር ኮይና፡፡ እናወሰኸ…

ላዕለዋይ መምርሒ እዚ ምዕራብ ንኣባላት ሰራዊት ዕብየት መዓርግ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ መምርሒ እዚ ምዕራብ ፃንሒት እዋኖም ዝዛዘሙን ውፅታዊ ኣፈፃፅማ ስራሕ ዘርአዩን ኣባላት ሰራዊት ዕብየት መዓርግ ሂቡ። እቲ ዝተውሃበ ዕቤት መዓርግ፥ ንልዑል መስመራዊ መኮንናትን ንሰብ ካሊእ መዓርገኛታትን ዘካተተ ከመዝኾነ ተገሊፁ፡፡…

ሓዱሽ ወለዶ ለውጢ ዘምፅእ እምበር ዝሓለፉ ስሕተታት ዝደግም ክኸውን የብሉን – ፕሬዝዳንት ሳህለወርቅ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓዱሽ ወለዶ ለውጢ ዘምፅእ እምበር ዝሓለፉ ስሕተታት ዝደግም ክኸውን የብሉን ክብላ ፕሬዝዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። እተን ፕሬዚዳንት እዚ ዝበላ፥ ኣብ መርሃ ግብሪ ምረቓ ተምሃሮ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝገበረኦ መደረ ኢዩ፡፡…

ኢትዮጵያ ሓዱሽ ምዕራ ታሪኽ ኣብ ዝጀመረትሉ እዋን ምምራቕኩም ተደራቢ ሓላፍነት ንኽህልወኩም ጉሩ ኢየ – ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ንመበል 72 ግዘ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠኖም  ልዕሊ 6 ሺሕ ተምሃሩኡ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ፓርክ ወዳጅነት ኣመሪቑ። ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባን ኣካቢት ቦርድ ኣመራርሓ ስራሕ እቲ ዩኒቨርሲቲን…

እናተሰርሑ ኣብ ዝርከቡ ስራሕቲ ተወሳኺ ብምስራሕ ዝተውሃበና ሓላፍነት ንምውፃእ ክንሰርሕ ኢና – ሓጋዚ ፕሮፌሰር በለጠ ሞላ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓዱሽ ዝተሸሙ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ሓጋዚ ፕሮፌሰር በለጠ ሞላ ካብ ነበር እቲ ሚኒስትር ዶክተር ኣብረሃም በላይ ርኽክብ ስራሕ ገይሮም። ሚኒስትር ሰራዊት ምክልኻል ኮይኖም ዝተሾሙ ዶክተር ኣብረሃም በላይ፥ “ሃገርና ንቕድሚት ንምስጋር…

ብሞያ ማርሽ ባንድ፣ ኦርኬስትራን ቴኣትርን ዝሰልጠኑ ኣባላት ፖሊስ ተመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ብሞያ ማርሽ ባንድ፣ ኦርኬስትራን ቴኣትርን ዘሰልጠኖም 128 ኣባላት ፖሊስ ኣመሪቑ። ፖሊስ ኮሚሽኑ በማርች ባንድ፣ ኦርኬስትራና ቴአትር ሙያ የፖሊስ አባላትን አሰልጥኖ ሲያስመረቅ ለመጀመሪያ ጊዜ ነው እቲ ኮሚሽን፥…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ንልዑል ሓላፍነት ቦታታት መንግስቲ ሽመታት ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ትማሊ ዕለት ን22አን ቤት ዕዮታት ሚኒስቴርን ንቤት ጽሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ዲኤታታት ከምኡ እውን ንካልኦት ክልተ ትካላት ኮሚሽነራት ሾይሞም። ካብ ሞንጎ እቶም ተሸወምቲ ኣካላት ኣመራርሓ ተናሓናሕቲ…

ዘላቒ ዕቤት ንምርግጋፅ ሕዚ ስርዓተ ትምህርቲ ተሳፋ ዝንበረሉ ኢዩ – ፕሬዚደንት ዩኒቨርሲቲ ኣርባምንጭ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ዘላቒ ዕቤት ንምርግጋፅ ሕዚ ስርዓተ ትምህርቲ ተሳፋ ዝንበረሉ ከምዝኾነ ፕሬዚደንት ዩኒቨርሲቲ ኣርባምንጭ ገሊፆም። ኣብ ታሪኽ እቲ ዩኒቨርሲቲ ንፈለማ እዋን ንሓደ መምህር መዓርግ ፕሮፌሰርንት ከምዝህብ እውን ተገሊፁ። ዩኒቨርሲቲ ኣርባምንጭ ሎሚ…