ኣብ ክልል ትግራይ ብ44 ትካላት ተራድኦ ኣቢሉ ክሳብ ወረዳ ሰብኣዊ ሓገዝ ይከፋፈል ኣሎ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ብ44 ትካላት ተራድኦ ኣቢሉ ክሳብ ወረዳ ሰብኣዊ ሓገዝ እናተኸፋፈለ ምዃኑ ብሄራዊ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኣፍሊጡ።
ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ እቲ ኮሚሽን ኣይ ደበበ ዘውዴ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ፥…