ብኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ወረዳ ዱግዳ ብክላስተር ኣብ ዝፈሪ ፍረ ፓፓዬ ዑደት ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ብርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ብኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ወረዳ ዱግዳ ኣብ 10 ሄክታር መሬት ብክላስተር ኣብ ዝፈሪ ፍረ ፓፓዬ ዑደት ብምግባር ንሓረስቶት ኣበረታቲዑ።
ከም ክልል ኦሮሚያ ኣብ 1 ሺሕን 200 ሄክታር መሬት ፍርያት…