ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ምምሕዳር ብሄረሰብ ኦሮሞ ህዝባዊ ኮንፈረንስ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jan 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምምሕዳር ብሄረሰብ ኦሮሞ ህዝባዊ ኮንፈረንስ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ህዝባዊ ኮንፈረንስ፥ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ዶክተር ይልቃል ከፋለ፣ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ እቲ ክልል ፋንቱ ተስፋዬ፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ክልልን ሓለፍቲ ስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ቦሮና ብድርቂ ዝተጎድኡ ከባቢታት ዝነብሩ ሰበኽ ሳግም መንግስቲን ህዝቢን ተወሳኺ ሓገዝ ንኽገብሩሎም ሓቲቶም Gebremariam Weldegerima Jan 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ቦሮና ዘጋጠመ ድርቂ ካብ እንስሳት ብተወሳኺ ኣብ ህይወት ሰባት ሓደጋ ከምዘንፀታለለወ ሰበኽ ሳግም እቲ ከባቢ ገሊፆም። ዝተገበረሎም ሓገዝ ብመንፅር ስፍሓት እቲ ፀገም እኹል ከምዘይኮነን መንግስቲን ህዝቢን ተወሳኺ ሓገዝ ንኽገብሩሎምን ፃውዒት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ደቡብ ብልዕሊ 3 ቢልዮን ብር ወፃኢ ዝተፈላለዩ ህንፀት ፕሮጀክታት ይካየዱ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Jan 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ብልዕሊ 3 ቢሊዮን ብር ወፃኢ ዝተፈላለዩ ካፒታል ህንፀት ፕሮጀክታት ይካየድ ምህላዉ ቢሮ ፕላንን ልምዓትን እቲ ክልል ኣፍሊጡ። እቲ ቢሮ ምስ ኣብያተ ዕዮ በዓል ዋና ፕሮጀክት ብምትሕብባር ኣብ ኣፈፃፅማ ህንፀት ፕሮጀክትታት ከምኡ እውን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንዘመትቲ መራኸብቲ ሓፋሽን ሰብ ሞያ ኪነ-ጥበብን ኣፍልጦ ተዋሂቡ Gebremariam Weldegerima Jan 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዋን “ወፍሪ ንህብረ ብሄራዊ ሓድነት” ኣስተዋፅኦ ንዘበርከቱ ዘመትቲ መራኸብቲ ሓፋሽን ሰብ ሞያ ኪነ-ጥበብን ኣፍልጦ ተዋሂቡ። ቀዳማይ ሚኒስት ኣቢይ ኣሕመድ፥ ሰብ ሞያታት ዘበርከቱዎ ኣስተዋፅኦ ኣመልኪቱ ኣብ ዝተዳለወ መርሃ ግብሪ ምስጋና ተረኺቦም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ፃውዒት #ናብሃገር ተቐቢሎም ናብ ኢትዮጵያ ምስ ዝመፅኡ ኣባላትን ተወከልቲ ማሕበራትን ማሕረሰብ ዳያስፖራ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jan 22, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ፃውዒት #ናብሃገር ተቐቢሎም ናብ ኢትዮጵያ ምስ ዝመፅኡ ተወከልቲ ማሕበራትን ኣባላትን ማሕረሰብ ዳያስፖራ ተራኺቦም ዘቲዮም። ኣብቲ እዋን ዘተ ድማ ብዙሓት ዛዕባታት ተላዒሎም ልዝብ ተገይሩሎም። ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ንምክትል ፕሬዚዳንት ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ስግግር ሱዳን “እንኳዕ ናብ ኢትዮጵያ መፅኡ” ክብሉ መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Jan 22, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንምክትል ፕሬዚዳንት ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ስግግር ሱዳን ጄኔራል መሓመድ ሃምዳን ዳጋሎ “እንኳዕ ናብ ኢትዮጵያ መፅኡ” ክብሉ መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ምንቅስቓስ “ሓደ ዳያስፖራ ንሓደ ቤተሰብ” ዝተፀምበሩ ኣባላት ዳያስፖራ ኣብ ቀረባ እዋን ቤተሰቦም ክርከቡ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Jan 22, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምንቅስቓስ “ሓደ ዳያስፖራ ንሓደ ቤተሰብ” ዝተፀምበሩ ኣባላት ዳያስፖራ ኣብ ቀረባ እዋን ቤተሰቦም ከምዝርከቡ ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ዶክተር ኤርጎጌ ተስፋየ ገሊፀን። ዶክተር ኤርጎጌ ተስፋዬ፥ እቶም ኣባላት ዳያስፖራ እቲ ጉጅለ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ዓለም ምስ ዘፈር ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ዘለዎ ምትሕብባር ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jan 22, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ዘፈር ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ዘለዎ ምትሕብባር ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣረጋጊጹ፡፡ ሚኒስትር ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ዶክተር በለጠ ሞላ ኣብ ባንኪ ዓለም ብዳይሬክተር ኢትዮጵያ፣ ኤርትራ፣ ደቡብ ሱዳንን ሱዳን ኦስማን ዲዮን ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ንሰራዊት ምክልኻል ሰራዊት ዝውዕል 3 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Jan 22, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ንሰራዊት ምክልኻል ሰራዊት ዝውዕል 3 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ። እቲ ሓገዝ ምክትል ዋና ዳይሬክተር እቲ ኣገልግሎት ኮሚሽነር ጀነራል እንደሻው ጣሰው ንኣዛዚ ዋር ኮሌጅ ሰራዊት ምክልኻል ሜጀር ጀኔራል ሀብታሙ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምክትል ፕሬዚዳንት ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ስግግር ሱዳን ጄኔራል መሓመድ ሃምዳን ዳጋሎ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Jan 22, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ፕሬዚዳንት ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ስግግር ሱዳን ጄኔራል መሓመድ ሃምዳን ዳጋሎ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። ናብ ኣዲስ ኣበባ እንትኣትዉ ድማ ሚኒስትር ምክልኻል ዶክተር ኣብርሃም በላይን ዋና ዳይሬክተር ብሄራዊ ኣገልግሎት ድሕንነት ኣይተ ተመስገን…