ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰሪሕና ሕቶ ህዝቢ ክንምልስ ኢና – ርሳነ ምምሕዳር ክልላት Gebremariam Weldegerima Oct 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ተጎራበትቲ ክልላት ምብራቕ ኩለመዳያዊ ምትእስሳር ብምጥንኻር መሰረታዊ ሕቶታት ልምዓትን ሰናይ ምምሕዳርን ህዝቢ ትርጉም ብዘለዎ መገዲ ንምምላስ ብቖራፅነት ከምዝሰርሑ ርእሳነ ምምሕዳር እተን ኮረባብቲ ክልላት ኣፍሊጦም። እቶም ርእሳነ ምምሕዳር፥ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በቲ ግብረ ራዕዲ ንዝተመዛበሉ ህፃናትን ኣዴታትን ንብፀሐሎም – መምርሒ ጥዕና ምምሕዳር ከተማ ደሴ Gebremariam Weldegerima Oct 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽንያት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንዝተመዛበሉ ህፃናትን ኣዴታትን ክንበፅሐሎም ይግባእ ክብሉ ሓላፊ መምርሒ ጥዕና ምምሕዳር ከተማ ደሴ ኣይተ ኣብዱል ሃሚድ ይመር ገሊፆም። ቁፅሪ ተመዛበልቲ እናወሰኸ ብምምፅኡ ኣብ ኣወሃህባ ኣገልግሎጥ ጥዕና ፈተና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ደቡብ ኮሪያ ንዘበናዊ መቆፃፀሪ ቆፎ ንህቢ ዝኸውን ሓገዝ ገይራ Gebremariam Weldegerima Oct 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ደቡብ ኮሪያ ንዘበናዊ ማሽን መቆፃፀሪ ቆፎ ንህቢ ዝኸውን ንኒስቴር ሕርሻ ብሓገዝ ኣበርኪቱ። እቲ ማሽን ኣብ ልዕሊ ኣናህብ ዝኾነ ይኹ ሓደጋ እንተየስዐበ ዝባፅሐ መዓር ጥራሕ ካብ ቆፎ ንምውፃ ዝሕግዝ ኢዩ ተባሂሉ፡፡ ክብደት እቲ ማሽን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ንላዕለዎት ሓለፍነታት መንግስቲ ቦታታት ሽመታት ሂቦም Gebremariam Weldegerima Oct 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንላዕለዎት ሓለፍነታት መንግስቲ ቦታታት ሽመታት ሂቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ መዓልቲ ንኣይተ ተፈሪ ፍቅሬ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ካቢኔን ገይሮም ዳግም ዝሾሙ እንትኾኑ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ወራሲ ዓራት ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Oct 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ወራሲ ዓራት ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ሼክ መሃመድ ቢን ዛይድ ኣል ነኸያን ብስልኪ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ምሕዝነትን ርክብ ምትሕብባርን ምጥንኃር ኣብ ዝከኣለሉ መገዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣብ ወረዳ ጭናክሰን ተረኺቦም ልምዓት ስርናይ ቆላ ተዓዚቦም Gebremariam Weldegerima Oct 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣብ ወረዳ ጭናክሰን ተረኺቦም ምንቅስቓስ ልምዓት ስርናይ ቆላ ተዓዚቦም። ኣይተ ሽመልስ ፕሬዚዳንት ክልል ኦሮሚያ ኮይኖም ንኸገልግሉ ዳግም ድሕሪ ምሻሞም ፈላማይ ዝኾነ ዑደቶም፥ ኣብ ዞባ ምብራቕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ፌዴራል ንህንፀት ግድብ ህዳሰ ዝኸውን 20 ሚሊየን ብር ቦንድ ዓዲጉ Gebremariam Weldegerima Oct 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ፌዴራል ንህንፀት ግድብ ህዳሰ ዝኸውን 20 ሚሊየን ብር ዕድጊት ቦንድ ፈፂሙ። እቲ ሓገዝ ዕድጊት ቦንድ፥ ዋና ዳይሬክተር ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ መተሓባበሪ ህዝባዊ ተሳትፎ ዶክተር ኣረጋዊ በርሀ ተረኪቦምዎ። ኣብ ውሽጢ ዓዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጦር ጀነራላት ህወሓት ቀረፅ እንተይተኸፈለሉ ዝኣተወ ጓማን መሰል ኣቑሑት ኮንትሮባንድን ብወታደራዊ መኻይን ፅዒኖም ይሸጡ ከምዝነበረ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Oct 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጦር ጀነራላት ህወሓት ቀረፅ እንተይተኸፈለሉ ዝኣተወ ጓማን መሰል ኣቑሑት ኮንትሮባንድን ብወታደራዊ መኻይን ፅዒኖም ይሸጡ ከምዝነበረ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበል ገሊፆም። ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ዝመርሐሉ እዋን፥ ንግዲ ባንኪ፣ ባንኪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትራንስፖርት ባቡር ኢትዮ-ጂቡቲ ኣብ ስሩሑ ፀገም ከመዝጋጠሞ ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Oct 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ትራንስፖርት ባቡር ኢትዮ-ጂቡቲ ኣብ መስመር ባቡር ብዝፍጠሩ ፀገማት ምትእጉጓል ከመዝጋጠሞ ኣፍሊጡ። ዓውዲ ትራንስፖርት ኣታዊን ወፃኢን ኣብ ምቅልጣፍ ዓንዲ ሑቐ ክኸውን ኢዩ ተባሂሉ ዝእመነሉ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ባቡር ኢትዮ-ጂቡቲ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሽልማት ኖቤል ኬሚስትሪ 2021 ክልተ ሳይንቲስቶት ብሓባር ተዓዊቶም Gebremariam Weldegerima Oct 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስዊድን ስቶኮልም “ሳይንስ ኣካዳሚ ሮያል” ዝተሳለጠ ጉባኤ ሽልማት ኖቤል 2021 ዘፈር ኬሚስትሪ ጀርመናዊ ሳይንቲስት ቤንጃሚን ሊስትን ኣሜሪካዊ ዴቪድ ማክሚላን ብሓባር ከምዝተዓወቱ ተገሊፁ። ኮሚቴ ኖቤል ከምዝገለፆ፥ እቶም ሳይንቲስታት ኣብ…