ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝዓነዉ ከባብታት መሊስካ ንምህናፅ ክፍጠር ዝኽእል ስእነት ስራሕ ብምትሕብባር ክቕረፍ ይግባእ – ኣይተ ንጉሱ ጥላሁን
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)”ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝዓነዉ ከባብታት መሊስካ ንምህናፅ ክፍጠር ዝኽእል ስእነት ስራሕ ብምትሕብባር ክቕረፍ ይግባእ” ክብሉ ኣይተ ንጉሱ ጥላሁን ተዛሪቦም።
ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ኣብ ልዕሊ እቲ ዝተማሓየሸ ስትራቴጂ ልምዓት ኢንተርፕራይዛት…