በዓላት መስቀል፣ ኢሬቻን ስነ ስርዓት ምስረታ መንግስቲን ብዘይ ምንም ፀገም ፀፅታ ንክፍፀሙ ምድላው ተዛዚሙ- ፖሊስ ፌዴራል
ኣዲስ ኣበባ፣መስከረም 14፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓላት መስቀል፣ ኢሬቻን ስነ ስርዓት ምስረታ መንግስቲን ብዘይ ምንም ፀገም ፀፅታ ንክፍፀሙ ዘኽእል ምድላው ምዝዛሙ ፖሊስ ፌዴራል ኣፍሊጡ።
ካብ ኢትዮጵያ ፌደራል ፖሊስ፣ ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር፣ ብሔራዊ መረዳእታን ደሕንነትን፣ ኣዲስ ኣበባ ፖሊስ…