Fana: At a Speed of Life!

ባንኪ ዓለም ንከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝገብሮ ሓገዝ ክቕፅል ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ንምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ብመዓርግ ምክትል ከንቲባ መተሓባበሪ ኣገልግሎት ወሃብቲ ትካላት ኣይተ ጃንጥራር ኣባይ ገሊፆም። እቶም መተሓባበሪ፥ “ምስ ተወከልቲ ባንኪ ዓለም ጠቓሚ ልዝብ ገይርና፤ እቲ…

ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ 18 መስከረም ክጣየሽ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ሓዱሽ ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ 18 መስከረም ምስረትኡ ከምዘካይድ ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ዘርፈሽዋል ንጉሴ ገሊፀን። ኣብቲ ዕለት ኣባላት እቲ ቤት ምኽሪ ስረሖም ብቃለ መሓላ ክጅምሩ ኢዮም ኢሎም። ምሻም ሓደሽቲ ኣባላት ካቢኔን ስርዓት…

መንግስቲ ኣብ ጎኒ ተመዛበልቲ ኮይኑ ኣድላዪ ሓገዝ ክገብር ኢዩ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ከተማ ደሴ ተረኺበን ተመዛበልቲ ዜጋታት ዑደት እናገበራ ይርከባ። እተን ፕሬዚዳንት፥ ብጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ካብ መረበቶም ተመዛቢሎም ኣብ ዝተፈላለዩ መዓስከራት ዝርከቡ ዜጋታት እናተዘዋወራ ብምዕዛብ ኣጋርነተን…

ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ሕድሳት ዝተገበረሎም ናይ 9 ዘኽታማት ኣባይቲ ኣረኪበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም 15፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ከንቲባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ብበዓል መዚ ማይን ፈሳሲን ኣቢሉ ኣብ ክረምታዊ ወለንታ ሕድሳት ዝተገበረሎም ናይ ትሽዓተ ዘኽታማት ኣባይቲ ኣረኪበን። ሎሚ መዓልቲ ንጉሆ ኣብ ክፍለ ከተማ ለሚ ኩራ ወረዳ 8 ብምርካብ ኣብ ክረምታዊ ወለንታ…

ኣቦታት ሃይማኖትን መናእሰይን ኣብ ኣደባባይ መስቀል ወፍሪ ፅሬት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝተፈላለያ ትካላት እምነት ዝተውፃእፅኡ ኣቦታት ሃይማኖትን መናእሰይን ኣብ ኣደባባይ መስቀል ወፍሪ ፅሬት ኣካይዶም። ኤጀንሲ ምምሕዳር ደረቕ ርስሓት ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኣዲስ ኣበባ ብምትሕብባር በዓል ዳሜራ መስቀል…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ዋና ፀሓፊ ውሕመ ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ተዛቲዮም። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና…

ሃገራት ዝገብረኦ ሰብኣዊ ሓገዝ ክብ ንምባል ድሌት ኣርኢየን – ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጎና ጎድኒ መበል 76 ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኢትዮጵያ ብዝምልከት ምድንጋር ዘለዎም ወገናት ግንዛብ ኣብ ምሃብ ውፅኢታዊ ስራሕ ከምዝተሰርሐ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ገሊፆም። ኣምባሳደር ዲና ኣብ ናይ ትማሊ…

ሓዱሽ መንግስቲ ክልል ኣሮሚያ ሎሚ መዓልቲ ክጣየሽ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጨፌ ኦሮሚያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳልጦ ጉባኤ ሓዱሽ መንግስቲ ክምስረት ኢዩ። ኣብ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ንጨፌ ኦሮሚያ ዝተመረፁ ኣባላት ፈላማይ ጉባኤኦም እቲ ክል ንሓሙሽተ ዓመት ዝመርሕ ኣካል ክውደብ ኢዩ፡፡ ኣብቲ ጉባኤ ነባር ኣባላት ተፋኒዮም…

በዓላት መስቀል፣ ኢሬቻን ስነ ስርዓት ምስረታ መንግስቲን ብዘይ ምንም ፀገም ፀፅታ ንክፍፀሙ ምድላው ተዛዚሙ- ፖሊስ ፌዴራል

ኣዲስ ኣበባ፣መስከረም 14፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓላት መስቀል፣ ኢሬቻን ስነ ስርዓት ምስረታ መንግስቲን ብዘይ ምንም ፀገም ፀፅታ ንክፍፀሙ ዘኽእል ምድላው ምዝዛሙ ፖሊስ ፌዴራል ኣፍሊጡ። ካብ ኢትዮጵያ ፌደራል ፖሊስ፣ ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር፣ ብሔራዊ መረዳእታን ደሕንነትን፣ ኣዲስ ኣበባ ፖሊስ…

ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ናብ ወፍሪ “የነጩ ፓስታ ጎርፍ ወደ ነጩ ቤተመንግስት” ተሓዊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዶክተር ኣብርሃም በላይ፣ ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ሚኒስቴር ኢኖቬሽንና ቴክኖሎጂ ናብ ወፍሪ "የነጩ ፓስታ ጎርፍ ወደ ነጩ ቤተመንግስት" ተሓዊሶም መንግስቲ ኣሜሪካ ናይ ኢትዮጵያ ነባራዊ ኩነታት፣ ሉእላውነትን ውሽጣዊ…