ቢዝነስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብቲ ዓውዲ ንዝገበሮ ሓገዝ ናእዳ ረኺቡ Gebremariam Weldegerima Sep 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ማሕበር ትራንስፖርት ኢትዮጵያ ኣብ እዋን ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ኣብ ትራንስፖርት ኣየር ንዝገበረቶ ሓገዝ ንኢዱ። እቲ ማሕበር ኣብ ኣፀጋሚ እዋን ለበዳ ኮቪድ-19፥ ኢትዮጵያ እናገበረቶ ዝፀንሐት ሓገዝ ብምንኣድ እቲ ተግባር ኣጠናኺራ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንኢትዮጵያን ዝመረፀና ህዝቢን ብእምነት ንምግልጋል ድሉዋት ኢና- ሓደሽቲ ዝተመረፁ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ Gebremariam Weldegerima Sep 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፤ 13 መስከረም 2014 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንኢትዮጵያን ዝመረፀና ህዝቢን ብእምነት ንምግልጋል ድሉዋት ከምዝኾኑ ሓደሽቲ ኣብ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ዝተመረፁ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ገሊፆም። እቲ ቤተ ምኽሪ፥ ቅድም ክብል ካብ ዝነበሮ ብዝሐሸ መልክዑ ዝተፈላለዩ ድምፂታት ዝስምዑሉ ከምዝኸውን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ራያ ቆቦ ዝኸፍአ ጭፍጨፋ ከምዝፈፀመ መሰኻኽር ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Sep 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት 4 ጳጉሜን 2013 ዓ.ም ኣብ ራያ ቆቦ ብዝፈፀሞ ጅምላ ጭፍጨፋ ሓረስቶት፣ ህፃናትን ኣደታትን ሓዊሱ ካብ ገዝኦም እናውፀአ ከምዝረሸነ ካብ ጨፍጫፍ ኣምሊጦም ዝወፅኡ መሰኻኽር ገሊፆም። ምስ ሪፖርተራት ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽነር ፍፁም ኣሰፋ ኣብ ጎና ጎኒ ሓፈሻዊ ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ዝተኻየደ መድረኽ ተሳቲፈን Gebremariam Weldegerima Sep 23, 2021 0 አኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ከተማ ኒውዮርክ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 76 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት፥ ኮሚሽነር ኮሚሽን ፕላንን ልምዓትን ዶክተር ፍጹም ኣሰፋ ጎናዊ እናተኻየ ኣብ ዝርከብ መድረኽ ተሳቲፈን፡፡ እተን ኮሚሽነር ኣብቲ መድረኽ፥ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዞባ ምዕራብ ጎጃም ንሓይሊታት ፀፅታ ዝኸውን ልዕሊ 4 ነጥቢ 2 ሚሊየን ብር ሓገዝ ዓይነት ገይሩ Gebremariam Weldegerima Sep 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዞባ ምዕራብ ጎጃም ንሰራዊት ምክልኻል፣ ፍሉይ ሓይሊ ክልላት፣ ሚሊሻን ፋኖን ዝኸውን ልዕሊ 4 ነጥቢ 2 ሚሊየን ብር ዘውፅእ ሓገዝ ዓይነት ገይሩ። እቲ ሓገዝ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅና ኣይተ ይሁኔ ስጋት ንኣመሓዳሪ ዞባ ሰሜን ጎንደር ኣይተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሌጅ ቴከውኒክን ሞያን ቤጌምድር ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ዓኒዩ Gebremariam Weldegerima Sep 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ደቡብ ጎንደር ዝርከብ ኮሌጅ ቴከውኒክን ሞያን ቤጌምድር ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ሙሉእ ብሙሉእ ከምዝዓነወ ዲን እቲ ኮሌጅ ኣፍሊጦም። ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዞባ ደቡብ ጎንደር ወሪሩ ሒዙ ኣብ ዝፀንሐሎም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ዋና ሓላፊ ፕሮግራም ልምዓት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Sep 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚነሲትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ዋና ሓላፊ ፕሮግራም ልምዓት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣሺም ስታይነር ዛቲዮም። ክልቲኦም ሓለፍቲ ኣብ ጉዳይ ልምዓት፣ ህንፀት ሰላምን ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ምትሕብባርን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ኒውዮርክ ፃንሒት ስረሖም ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኖርዌይ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Sep 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚነሲትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኖርዌይ ማሪ ኤሪክሰን ሱሬይድ ተራኺቦም ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣድሂቦም ተዛቲዮም። እቶም ሓለፍቲ ኣብ ኒውዮርክ ፃንሒት ስረሖም ተራኺቦም ኢዮም ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሞንጎ ኣመራርሓታት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብዝተፈጠረ ዘይምርድዳእ ጉጅለ ፈጢሮም ዝተሰለፉ ዕጡቓት ነኒባዕሎም ተቓቲሎም Gebremariam Weldegerima Sep 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ኣመራርሓታት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብዝተፈጠረ ዘይምርድዳእ ጉጅለ ፈጢሮም ዝተሰለፉ ዕጡቓት ነኒባዕሎም ከምዝተቓተሉ ፍልፍላት ሓበሬታ ኣረጋጊፆም። ጥሒሱ ናብ ዝኣተወሎም ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ልዑል ስዕረት ኣጋጢሙዎ እናተበታተነ ዝርከብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣሜሪካ ልዕሊ 453 ሺሕ መከላኸሊ ኮቪድ-19 ክታበት ንኢትዮጵያ ብሓገዝ ኣበርኪታ Gebremariam Weldegerima Sep 23, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ጆንሰን ኤንድ ጆንሰን ዝተብሃለ ልዕሊ 453 ሺሕ መከላኸሊ ኮቪድ-19 ክታበት ንኢትዮጵያ ብሓገዝ ከምዘበርከተት ተገሊፁ። እቲ ሓገዝ ክታበት፥ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ጌታ ፓሲ ንሚኒስትር ዲኤታ ሳህረላ ኣብዱላሂ ሎሚ መዓልቲ ኣብ…