ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ህወሓት እናፈፀሞ ዝርከብ ተግባር ግብረ ራዕዲ ክኹንንነ ይግባእ – ኣምባሳደር ሬድዋን
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ምስ ኣምባሳደር ዴንማርክ ኣብ ኢትዮጵያ ኪራ ስሚዝ እብ ክልተኣዊን እዋናዊን ጉዳያት እድሂቦም ተዛቲዮም።
ኣብቲ ዘተ ኢትዮጵያ ኣብዚ ሕዚ እዋን ዘጋጠማ ፀገም ቀንዲ ተሓታቲ ህወሓት ከምዝኾነ…