ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ንኢትዮጵያ ጥራሕ ዘይኮነስ ንኣፍሪካ ኩለመዳይ ኣስተዋፅኦ ኣለዎ – ሚኒስትር ማይን ከባቢን ዩጋንዳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓልቲ ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ዩጋንዳ ኣለም ፀሃይ መሰረት ምስ ሚኒስትር ማይን ከባቢን ዩጋንዳ ሳም ቺፕቶሪስ ተዛቲዮም።
ኣብ ግድብ ህዳሰ፣ ፅቡቕ ልምዲ ሓምለዋይ ኣሰር ናብ ጎረቤት ሃገራት ብዛዕባ ዝስፋሕፈሐሉ ኩነታት፣ ኣብ…