ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ መዓልቲ ቱሪዝም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ መዓልቲ ቱሪዝም "ቱሪዝም ንኹለመዳይ ምዕባለ!” ብዝብል መሪሕ ቃል ብብርኪ ኣድስ ኣበባ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ይኽበር ኣሎ። ብመዓርግ ምክትል ከንቲባ መተሓባበሪ ኣገልግሎት ወሃብቲ ትካላት መንግስቲ ኣይተ ጃንጥራር ኣባይ፣ ሓላፊት ቢሮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣመራርሓታት ዩኒሴፍ ተመዛበልቲ ዝርከቡሉ ኩነታት ንምዕዛብ ናብ ከተማ ደሴ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Sep 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ኣመራርሓታት ዩኒሴፍ ተመዛበልቲ ዝርከቡሉ ኩነታት ንምዕዛብ ናብ ከተማ ደሴ ኣቲዮም። ካብቶም ኣመራርሓታት ብተወሳኺ ፍሉይ ልኡኽ ብሪታኒያ ኒክ ዳየር ተረኺቦም። ከንቲባ ከተማ ደሴ ኣይተ ኣበበ ገብረ መስቀል ነቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ጅማ ንተመዛበልቲ ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Sep 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ጅማ ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ካብ መረበቶም ንዝተመዛበሉ ዜጋታት 9 ሚሊየን ብር ዘውፅኡ ሓገዝ ምግቢን ናውቲን ከምዝገበረ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ኣገልግሎት ተምሃሮ እቲ ዩኒቨርሲቲ ኣይተ ወልዱ ኣሰፋ ከምዝገለፁዎ፥ ዩኒቨርሲቲታት ተግባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስትራቴጂ ዲጂታል ጥዕና ንኹሉ ተበፃሒ ንምግባር ዘኽእል ኢዩ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Sep 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስትራቴጂ ዲጂታል ጥዕና ፅሬት ዘይብሉ፣ ፍትሓዊን፣ ብቴክኖሎጂ ዝተሓገዘን ኣገልግሎት ጥዕና ንኹሉ ተበፃሒ ንምግባር ዘኽእል ኢዩ ተባሂሉ። ስትራቴጂ ዲጂታል ጥዕና ኢትዮጵያ ምስ ስትራቴጂ ዲጂታል ኢትዮጵያ 2025 ብምጥዕዓም ኣብ ዝትግበረሉ ኩነታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓገዝ ንምብፃሕ ናብ ትግራይ ከይደን ዘይተመለሳ ተሸከርከርቲ ኣብ ቀረብ ሓገዝ ዕንቅፋት ከምዝፈጠራ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓገዝ ንምብፃሕ ናብ ትግራይ ከይደን ዘይተመለሳ ተሸከርከርቲ ኣብ ቀረብ ሓገዝ ዕንቅፋት ከምዝፈጠራ ኮሚሽነር ብሄራዊ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስግኣት ሓደጋ ኣይተ ምትኩ ካሳ ገሊፆም። ሓገዝ እኽሊ ፅዒነን ናብ ትግራይ ካብ ሞንጎ ዝኸዳ 466 ተሸከርከርቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጋቦን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Sep 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማ ሚኒስትር ሚኒስትር ጉዳያት ወጻኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጋቦን ፓኮሜ ሞቤሌት ቡቤያ ኣብ ኒውዮርክ ተራኺቦም ተዛቲዮም። ኣብ ክልተዊ ርክብ ኢትዮጵያን ጋቦንን፣ ኣህጉራዊን ዓለም ለኸ ጉዳያትን ኣድሂቦም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ፕሮግራም ምግቢ ዓለምን ስምምዕነት ሰነድ መረዳድኢ ተፈራሪሞም Gebremariam Weldegerima Sep 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ፕሮግራም ምግቢ ዓለምን ስምምዕነት ሰነድ መረዳድኢ ተፈራሪሞም። እቲ ሰነድ ስምምዕነት ሚኒስትር ትራንስፖርት ዳግማዊት ሞገስን ተወካሊ ትካል ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ዶክተር እስቲቨን ዌርን ተፈራሪሞምዎ፡፡ መንግስቲ ዘፈር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ሕቡራት ኢሚሬታት ዓረብ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Sep 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማ ሚኒስትር ሚኒስትር ጉዳያት ወጻኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ሕቡራት ኢሚሬታት ዓረብ ሼክ ኣህመድ ቢን ኣህመድ ኣሊ ተዛቲዮም። እቶም ሓለፍቲ ኣብ ኒውዮርክ ተራኺቦም ኣብ ሓበራዊ ጉዳያት ኣድሂቦም ብዕምቆት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ግምባር ማይ ፀብሪ ምስ ግብረ ራዕዲ ህወሓት እናተቓለሱ ዝተሰውኡ መናእሰይ ስነ-ስርዓት ቀብሪ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Sep 22, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ግምባር ማይ ፀብሪ ምስ ግብረ ራዕዲ ህወሓት እናተቓለሱ ዝተሰውኡ መናእሰይ ስነ-ስርዓት ቀብሪ ተኻይዱ። ኣብ ዞባ ሰሜን ጎንደር ከተማ ደባርቕ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ስነ-ስርዓት ቀብሪ፥ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ስርራ ስዉኣትን ነበርቲ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሰሜን ናይዛ ሃገር ክፍሊ መንግስቲ ብሓላፍነት ስምዒት ዘካይዶ ናይ ሰብኣዊ ድጋፍ ክሽፈን ኣይግባእን – ኣይተ ደመቀ መኮንን Gebremariam Weldegerima Sep 21, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ገዳኣት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ መበል 76 ናይ ው.ሕ.መ ጠቕላላ ጉባኤ ንምስታፍ ኒው ዮርክ ኣሜሪካ ዝኣተዉ እንትኾኑ፤ ጎኒ ንጎኒ እቲ ጉባኤ ምስ ዋና ዳይሬክተር ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ሚስተር…