Fana: At a Speed of Life!

218 ካሻ መዐወኒ ሓሽሽ ናይ ጉጅለ ጁንታ ህወሓት ተታሒዙ

ጉጅለ ጁንታ ህወሓት እናተጠቐመሉ ዝነበረ 218 ካሻ መዐወኒ ሓሽሽ ኣብ ግምባር ሑመራ ተታሒዙ ክቃፀል ከምዝተገበረ ሓላፊ ዲቪዥን 3 ዳይሬክቶሬት ሰሜን ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኮማንደር እንየው ኣለባቸው ገሊፆም። እቲ መዐወኒ ሓሺስ ካብ ሑመራ ናብ ሱዳን ክሻገር እሞ ተቓሚሙ ብመልክዕ ሕሩጭ ናኣባላት…

ሎሚ መዓልቲ ንጉሆ ናብ ከተማ ደሴ ዝኣተወ ልኡኽ ዩኒሴፍ ምስ ከንቲባ ከተማ ደሴ ተዛቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ተወካሊ ዩኒሴፍ ኣብ ኢትዮጵያ ኣዴል ኮደር ንተመዛበልቲ ምስጎብነዩ ምስ ከንቲባ ከተማ ደሴ ተዛቲዮም። ኣዴል ኮደር ኣብ ዑደቶም ልቢ ዝነክእ ኩነታት ተመዛበልቲ ከምዘሕዘኖምን ኣብ ዘተኦም ገሊፆም። ብፍላይ ህፃናትን ደቂ ኣንስትዮን ንዝኸፍአ…

ኣብ ከተማ ጅማ ብዘይሕጋዊ መገዲ ተኸዚኑ ዝነበረ መድሓኒት ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ጅማ ጄነቫ ኣብ ዝተብሃለ ሆቴል ትሕቲ መሬት ኣብ ዝተሃነፁ 3 ክፍሊታት ብዘይሕጋዊ መገዲ ተኸዚኑ ዝነበረ መድሓኒት ተታሒዙ። መተሓባበሪ ጥዕናን ጥዕና ተንከፍን ቤት ፅሕፈት ሓለዋ ጥዕና እታ ከተማ ኣይተ ኣክበር ከማል ከምዝገለፁዎ፥ ቅድሚ…

ሚኒስትር ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ኣገልግሎት ከተማታት ቅልጡፍን ተበፃሒን ንምግባር ዘኽእሉ ሶፍትዌራት ኣፋሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ኣገልግሎት ከተማታት ቅልጡፍን ተበፃሒን ንምግባር ዘኽእሉ ሶፍትዌራት ኣፋሊጡ። ኣብ ኩለን ከተማታት ኣገልግሎት ቅልጡፍን ተበፃሒን ንምግባር ተሓሲቦም ዝተዳለዉ እቶም ሶፍትዌራት፥ ሚኒስትር ኢንጂነር ኣይሻ…

ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ፍትሓዊን ሚዛናዊን ዝኾነ ሓገዝ ክገብር ይግባእ – ኣይተ ደመቀ መኮንን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ወድዓዊ ኩነታት ብልክዕ ብምግንዛብ ፍትሓዊን ሚዛናዊን ዝኾነ ሓገዝ ክገብር ይግባእ ምክትል ቀዳማይ ሚኒሰስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ፀዊዖም። ኣይተ ደመቀ መኮንን፥ ምስ ሚኒስትር…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ዋና መተሓባበሪ ሰብኣዊ ጉዳያት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒሰስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ዋና መተሓባበሪ ሰብኣዊ ጉዳያት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ማርቲን ግሪፍትስ ተዛቲዮም። እቶም ሓለፍቲ ኣብ ዙሪያ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣድሂቦም ኣብ ኒውዮርክ ተረኺቦም ኢዮም…

ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ብልፅግና ኣብ ሃገራዊን ዞባዊን ዛዕባታት ኣድሂቡ ዘቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራዊን ዞባዊን ዛዕባታት ኣድሂቡ ከምዝዘተየ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ትዊተር ገፆም ከምዝገለፁዎኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ዘተ ካብ ሞንጎ ዝተገበረሎም…

ኢትዮጵያ ዝሓዘቶ ሓቂ ንመላእ ዓለም ምርዳእ ናይ ኩልና ሓላፍነት ኢዩ – ዶ/ር ኢ/ር ስለሺ በቀለ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ሓድነት ኢትዮጵያ ንምሕላው ብዝበለፀ ሓድነትና ነጠናኽሉ እዋን ኢዩ” ክብሉ ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ስለሽ በቀለ ተዛሪቦም። ሰራሕተኛታት እቲ ሚኒስትርን ተፀዋዕቲ ትካላትን ናብ ወፍሪ “ውሕጅ ፃዕዳ ፖስታ ናብ ፃዕዳ ቤተ…

ውሳነ ልቓሕ ሃገራት ጉጅለ 20 ግቡእ ኢዩ – ሚኒስቴር ገንዘብ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ገንዘብ ኮሚቴ ልቓሕ ሃገራት ጉጅለ 20 ሃገራት 16 መስከረም ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ እዋናዊ ምቅላል ዕዳ ንኽህሉ ምግባር ንኽከኣል ዝወሰዶ ስጉምቲ ኣድላዪ ከምዝኾነ ገሊፁ፡፡ እቲ ውሳነ ኢትዮጵያ ብሓጎስ ትቕበሎ ከምዝኾነ እቲ ሚኒስትር…

መናእሰይ ዞባ ደቡብ ወሎ ሓይሊ ጁንታ ብዝርደኦ ቋንቋ ንምዝራብ ከምዝተዳለዉ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዙሕ ቁፅሪ ዘለዎም መናእሰይ ዞባ ደቡብ ወሎ ናብ ሰራዊት ምክልኻል ንምፅምባር ምፍናው ተገይሩሎም። እቶም መናእሰይ፥ ህዝቢ ከባልዕን ሃገር ንምፍራስን ዝመፅአ ሓይሊ ጁንታ ብዝርደኦ ቋንቋ ንምዝራብ ናብ ሰራዊት ምክልኻል ንምፅምባር ከምዝወሰኑ…